Комментарии:
ዓመተ 2018 ንኹሉም ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ናይ ሰላምን ቅሳነትን ዝሰፎኖ ዓመት ክትከዉን እንዳተመነና ነቲ ብሰንኪ ጊዜ ዘምጸኦ ዝተበታተኑ ፍቁራት ጊዜ ባዕሉ ክጠራንፎም ምዃኑ ድምጻዊ ቀልኣብ ተ/መድህን ኣብዛ ናይ 2018 "ክንራኸብ ኢና" ዘርእስታ ሓዳስ ደርፉ ልቢ ሰማዕቲ ብዝትንኽፍ ብኣዝዩ መሳጢ ዝኾነ ግጥምን ጣዕመ-ዜማ ኣሰንዩ ደበኽ ኢሉና ኣሎ። ብርግጽ ድማ ነዚ ጊዜ ዘምጸኦ ምፍልላይ ፍቁራት ጊዜ ባዕሉ ክምልሶ ምዃኑ ዘጠራጥር የብሉን። ስለዚ ክቡራት ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ስነ፟ጥበባዊ ቀልኣብ ነዛ ተስፋ ተስንቅ መሳጢት ደርፊ ሒዙ ናብዛ ናይ ተስፋ ዓመት ዓመተ 2018 ህያብ ለጊሱልና ኣሎ። ከምቲ ወትሩ ድማ SHARE, SUBSCRIBE, LIKE COMMENT,እንዳገበርና ንስነ-ጥበባዊያንና ካብ ምትብባዕ ኣይንቆጠብ። ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ንኹልና ይግበረልና።
ОтветитьLove 💕💕💕💕💕💕
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответить2025
ОтветитьMemory 😢😢 ኣቱም ሰባት 6 ዓመት ተመሊሰ ናብ 2018 አንድዒ ብክያት ይስዕረኒ ሰበይ ናፊቀ የዕሩክተይ መማህርተይ ድሮ 16 ዓመት ጌርና ብዝኮነ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ገጽ ንፈትዎም ስድራናን መታዓቢትናን ንሪኤሉ ይግበረልና good buy 2023 and welcome 2024🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ОтветитьY&T❤❤❤
Ответить🥰💐🇪🇷🇪🇷
ОтветитьOne day or day one
Ответить🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ОтветитьKnrakeb ina ❤❤knrakeb ina
ОтветитьKaleb hewey mara ye zemno niere nderfka gna kkewn aykaelen
ОтветитьJjdjijsisowisowiowjowiwoodhisiowhiwhowowode
ОтветитьCvvhbkknldkodoeow
ОтветитьEritrea .ሎልው ሎሎ
Ответитьማሙሽ ርዕስ ርቀት ማ 2018 ዌሙኮሶሬዋእ ሆሌዪ ኦሊቲ ሎሶሪባ 20ዌሙኮሶሬዋእሆሌዪኦሊሎሶሪባሶሌው ስቬሌየ ላራር መይ ቶተኤዩ ምየራየ ዝሎ ፪
ОтветитьNatey Nay wshtey eya iza derfi
Ответитьቀለኣብ ተወልደመድህን ዪ ተዘኩሮ ኣለኒ ሃልን መለስ ትበሃል ሽትት እለትኒ ኣሓግዝኒ በጀኩም ኤርትን ሃይወትወይ❤ መለስኪትህቡኒ ተስፈእገብር ወደሓንኪም❤
Ответить15/08/2023
Nardey miss u more
ዘይትምኖ ደርፊ ዋላ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኹ 2023 August,8😍😍😍😍
Ответить❤❤❤
Ответить❤️🇪🇷
Ответить2023
ОтветитьDon't Forget to Like, Comment and Share.
ОтветитьCopyright ©️ HDMONA NEBARIT, Inc.
All Rights Reserved.
Thanks For washing.
Ответитьክንረኸብ እና ፅ..ይ ❤ናተይ 🤴👑 @2023 ዝሰምዓ ኣሎ ከመዚ ከማይ ❤
Ответить❤
Ответитьኤሬትራዊነት ኽቡር ምንነት 🇪🇷❤️❤️🇪🇷።
ኤርትራ ሃገረይ ዓዲ ሰላም ዓዲ ቅሳነት ዓንብብለይ ሳላ ደቂኻ ንዘላለም ክትኸብሪ ኢኺ ኽቡራት ደቂኺ ወትሩ ሃገረይ መሬቴይ ሕዝበይ ምስ ዝበለ 🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷
❤❤❤❤❤❤
Ответитьቃል ያሆ
Ответитьኣብ ኤርትራውያን ካብ ዘለዉን ካብ ዝፈትዎሞን ደረፍቲ
Ответитьአንታከመይ ድዩ ፍቅራ ዝገብረኒ????223!!!
ОтветитьWowwww Wowwww ❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇸🇩🇪🇷🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩🇸🇩
ОтветитьMen alo ksab lomi zsema zelo zur 32 ab Sawa nsema zneberna
ОтветитьMy favorite singer can you come to Las Vegas ❤
Ответитьቀለኣብ ትወልደመድህን እዝኣ ትዘኩሮ ኣለኒ እዪ ኣብ እታል ክለኽ ሓንት ጽብቅት ጎል ነር ኪንርክብ እዳ በኩ ኣይትርክብኩን
Ответить♥️😭🙏
Ответить32 ዙርያ ኣለኩም ዶ... ሰላም ይብለኩም ኣብ ዘለኹሞ
Ответитьክረኽብ ኢና በኽረይ ፈቅረይ ህያብ ናይተይ ኣነ ህያብ እየ🥺🥺🥺🥺💔
ОтветитьYa
Ответить9600plainfield
Ответитьt
Ответитьtaow2p
Ответитьt
Ответитьቅሳነት ዓመት
Ответитьዓመተ 2018 ንኹሉም ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ናይ ሰላም ❤❤❤🙏🙏❤🙏
Ответить🤩😍
ОтветитьRound 32
Terakibkum do dhri sawa