Комментарии:
ሕንከት ደይብሎም ናይመን ቆራጽ ፍጥረት ዩ እዚ ኸ duwarfuzim ፍጥረት 😄
Ответитьክቡራት ኣሕዋት እዚ ክቡር ሓሳብ እዩ፡ ሓዳር ክትምስርት ከለኻ፡ ቅድሚ ኣብ ሓዳር ምብዛሕካ፡ ኣቐዲምካ ብዙሕ ትዳለወሉ ነገራት ኣሎ፡ እቲ ወድን እታ ጓልን ምስ ተሰማምዑ ኸኣ ንወለዶም ይነግሩሞ፡ ወለዲ ኸኣ እቶ ተጻመድቲ ፡ ቤተሰብ ኮይኮኑ የጻርዩ፡ ካብኡ፡ ኸኣ ናብ መርዓ መስርሕ ምኻድ ማለት እዩ። ቃል ኣምላኽሲ ከምዚ ይብለና፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ኮንኩም ብስመይ ብሓደ ሓሳብ ተሰማሚዕኩም እትልምንዎ ኹሉ ኣነ ኸኣ ኣብ ሞንጎኹም ክርከብ እየ ዝበላና፡ ጎይታናን መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ዘድሊ ብሓሳብ ምስምማዕ እዩ። ናብዚ ዘብጽሕ ከኣ ከምቲ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ሓውና ዝበሎ እዩ። ኮሚኒኬሽን ዓብይ መሳርያ እዩ፡ ብጽሩይ ፡ ልቢ ፡ ርእስካ ከተርኢ፡ዘይኮነስ እቲ ሓሳበይ፡ ንጹር ክገብሮ፡ ተገልግስሊ ዘይኮንካስ ኣገልጋሊ ህዝቢ ኢኻ፡ ስለዚ እዚ ከኣ ኢህን ሚህን ዝምዕብል፡ እዩ። ሓሳብ ናይ ኩሉ ምስማዕ፡ብጎነጽ ዘይኮነስ ብፍቕሪ፡ ፍቕሪ ዘየሸንፎ የልቦን። እቲ ቐንዲ ነንሕድሕድካ ፡ ይቕረ ተባሃሂልካ፡ በቲ ተርእዮም ፍቕሪ ትምህሮም ኣሎኻ ማለት እዩ። ልዕሊ ኹሉ ኣብ ደገ እንተድኣ፡ ኣሊና፡ ኩልና ከመይ ከምዝመሓደራ ንሪኦ ኣለና። ስለዚ ፡ ከምቲ ድር ቢያብር ፡ ኣንበሳ ፡ ያስር። ስለዚ ክቡራት የሕዋት፡ በጃኹም ሎምስ ይእኽለና ። ምስትውዓል ይሃበና።
Ответитьክብር ሓውና ንኣሜሪካ ግን ክሳብ ክንደይ ኢኹም ትኣምንዋ ፡ ምኽንያቱ ኢሳያስ ቀንዲ መሳርሒ ናይ ኣሜሪካዶ ኣይኮነን፡ እዚ ብዙሕ መጽናዕቲ እዩ ዘድልዮ፡ ዓሻ መሲልካ፡ ድራሮም ወድኣሎም፡ እዩሞ፡ ኢሳያስ ብዘይኣትዎ፡ ቐዳድ የብሉን ፡ ምኽንያቱ እቲ ኣብ
ንእሽትኡ፡ ኣብ ራሽያ ዝተማህሮ ኣጋንንታዊ ናይ በዓል ማኦ፡ ሌኒንን ማርክሲዝምን፡ ብጀኻ ፡ ከምቲ ባዕሉ ዝብሎ፡ ጉበጥ፡ ገብት፡ ዓብልል፡ ኣጥፍእ ዝብል ቴማ፡ እዚ ደይኮነን ንልዕሊ 60 ዓመት ስሪሑሉን ዝሰርሓሉን፡ ዘሎ። ኣነ ግን ሓንቲ ነገር ክብለኩም ዝደሊ ኣሜሪካ ኣፋን ውሽጣዊ ስርሒታን ሰማይ ካብ ምድሪ ፡ ከምዝረሓሓቕ እዩ፡ ስለዚ ከቢድ ምስትውዓል የድሊ፡ ምኽንያቱ ንስኻትኩም በቲ ትገብርዎ ዘሎኹም ድዩ ዘርብሖስ ወይስ ኢሳያስ እዩ፡ ኢሳያስ ንኣሜሪካ ንስለላ ትጥቀመሉ እንድሕር ኮይና፡ ቃልስኹም ክንቱ ከይከውን እብል፡ ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤
❤
He is nuts.
ОтветитьWell said thanks keep itup proud of you
Ответить😂😂kkkkk u might in dream
ОтветитьKetsemome aykonen ketriome keman kaxleoka trash
ОтветитьMahamud Ismael dahay Syrian alekako Eritrean kem Syrian temnikaya neyrka
Ответить😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅
ОтветитьNai men mengsti eyu nai ethiopia du, kem eritrawei confus gerikumina bel alidi melidi
ОтветитьThis group lacks representation and vision. It seems designed to further weaken the opposition rather than bring meaningful change. No change can come from the outside, and this gathering is not recognized, it only serves to divide the people and prolong their suffering.
Eritrea is still surrounded by hostile forces that have not moved past their old ways of thinking. The nation must come first, leadership issues can be addressed, but losing the nation would be a disaster. History shows how hard it is to rebuild after collapse, just look at Libya, Somalia, and Iraq.
Working with enemies will not bring lasting peace or progress.