Interview and live music show with Medhanie G/tatios (ayni tel) ዕላል ምስ መድሃኔ ገ/ታትዮስ (ዓይኒ ጤል)–Part 1

Interview and live music show with Medhanie G/tatios (ayni tel) ዕላል ምስ መድሃኔ ገ/ታትዮስ (ዓይኒ ጤል)–Part 1

Shebab Entertainment

2 года назад

95,530 Просмотров

ንነዊሕ እዋን ካብ መድረኽ ሰነ–ጥበብ ተኣልዩ ድሕሪ ምጽናሕ እንሆ ሎሚ ናይ እንቃዕ ብድሓን ናብቲ ተፍቅሮ ሞያ ተመለስካ ብዝብል ኣርእስቲ ንሕሉፍ ዉልቃዉን ሞያዉን ታሪኽ ህይወቱ ከዕልለናንን በቲ ቃዉ ቃዉ ዝብል ድምጹ ኣብ መድረኽ ብምድያብ ብዝኽሪ ንድሕሪት ዝመልሱን ወንኻ ዝሰልቡን ህዱእ ሙዚቃን ጋይላን ከዘናግዓና ተቐሪቡ ዘሎ ድምጻዊ መዳ ዓይኒ ጤል

ንቐጻሊ መደባትና ንምክትታል ሳብስክራይብ ሼር ላይክ ከምኡዉን ኮመንት ክትገድፉልና ንምሕጸን

© ነዚ ቪድዮ ወይ ዉን ካብኡ ብምቑንጫል ዳዉንሎድ ምግባር ንሰነ–ጥበባዉያን ሃሳዪ ብሙኻኑ ብኽብረትና ዳዉንሎድ ካብ ምግባር ንቆጠብ።

© copyright Shebab Entertainment: any unauthorized use,copying or distribution is strictly Prohibited

Тэги:

#eritrean_music #eritrean_interview #eritrean_movie #ethiopian_music #eritrean_music_2021
Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии: