Комментарии:
ዓወት ናይ ቢኒ❤ ጅግና ክንድዚ ቀሪጽካ ፕእ ምውት
መወዳእታ ዘይብሉ ሃለውለው
💙💙💙
Ответитьif you Eritrean. why you do not celebrate🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ОтветитьThank you so much for the hard work and dedication Yumun hawna! 💙💚💙
Ответитьኣሽንካይዶ መንግስቲ ኤርትራ ዉፉይ ከማን ብደቂ ዓዱ ዘይኮነ ብጻዓዱ ታዓጂቡ ዝኸይድ ከ እንታይ ክትብል ኢኻ ንስኻዉን ፕሮፖጋንዳ ኢኻ ሓሲብካያ ትሕዝን
Ответить👎👎👎👎
Ответитьif you are Eritrean celebrate. This has nothing to do with politics. Enjoy the celebration with your people. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Meley is the Eritrean flag. so what if you see it in the celebration.
ОтветитьTefade eyu ziketlo
Ответитьይሙነይ ጅግና ኣብ ኣለና ዋልታ ሃገር ኣቲካ ኣብቲ ዳሃይ በትና ሕጂ ኣቅሪቦሞም ዘለው ናይ ደቀም ሓረ ክገርመካ እዩ ናይታ ቪድዮ በጃካ ተንትነልና ኣፉ ዝታዓጸወ ህዝቢ በጃካ ተገዲስካ ረአያ
ОтветитьKkkkkk
ОтветитьKkkkkkk
ОтветитьWedaje zereba
ОтветитьUyyyyyyyy uyyyy away baaka zkisheshesi kemeyke yikewn
ОтветитьEti kaliesi dehan kabakatkum entay kinxbe
Gin neza terifatom zela edme do belka ?
Niska garanti zgeberkala eka tmesil hiwetka ....qirub hinket yelen
Ember jeganus wetru ab qalsi eyom zelewu
Eritrean higdefn kilte gex nay hanti santim zentielet akele
Tegedidka wehato
Hariska eka znieka
ጎንፉ
ОтветитьHasawi men hasibkum ertireawi zferho yelen lokumaz medenageri ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪☝️☝️☝️👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ОтветитьMesfun hagos ms eseyas eu zserh zelo hasawi eu
ОтветитьAtta waddi gahba wegin
Ответитьሓሳድ! ነቲ ጽቡቕ ጽቡቕ ዘይትብል። እስከ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ክሳብ ባሕቲ መስከርም ብርት ዝዓጠቐ ወይ ብረት ዝጸዓና ትሽከርከርቲዶ ኣለዋ፧ መለይ ባንዴራ እወ ኣብ 1947 ኩባንያ ነዳዲ ናይ ኢመሪካ ንርብሓ ክብሉ ንኤርትራ ብፈደርሽን ምስ ኢትዮጲያ ቅሪናታ ው.ሕ.ሃ ከኣ ንዛ ዘልማድ መለይ እንብላ ባንዴራ ናይ ኤርትራ ክትከውን ወሲኑ ህዝቢ ኤርትራ ቃልሲ ንናጽነት ምስ ጀመረ ከኣ ንትርጉም ቃልስን ሃብትን ኤርትራ ዝገልጽ ባንዴራ ገይሩ ። ቀተልያ ቀይሕ ሰማያዊ ኣብ ማእከል ብጫ ኮኾብ ዘለዋ መላይ ከኣ ከም ኣርማ ከይና። ድሕሪ ናጽነት እታ ኣብ ማእከል ዝነበርት ኮኾብ ብወርቃዊት ቆጽሊ ኣውሊዕ 30 ቅጽሊ 30 ዓመት መሪር ቃልሲ ዝውክላ ታቀይራ፡ ኣብ ናቕፋ ኣብ 3ይ ውድባዊ ግባአ። እታ መለይ ኣብ ማእከላ ገመል ብምውሳኽ ኣርማ ሃገረ ኤርትራ ከይና ፡ ፡ ኣንጻር መዓልቲ ናጽነት ፡መ.ስውኣት ልዕሊ ኩሉ ከ ኣንጸ ሃገር ደው ኢልኩም ደገም ጌታቸው ደብረጽዮን ኣስመራ ተዘይ ኣትየ ኣይትግራውይን እየ። ሰራዊት ኤርትራጆኖሳይት ፈጺሙ... ወዘተ ወዘተ ዶኣይበልኩምን ኢኩም። ተቃወሙ ግን ሃገር ኣይትኽሓዱ። ክድዓትኩም ሕጂውን ምይ ኣይሓለፎን ንሕዝቢ ኤርትራ ይቕሬታ ሕተቱ ። ኣስመራ ሰብ የልን ትብሉ ስለዝነበርኩም ንስኹምን ልኣኽትኩም ማለሊትን ሕጂ ጎደናታት ኣስመራ ሰብ መሊኡ እሞ ከኣ መንእሰይ፡ካምታ ስባያ ውስማ ዝለምደ ሰብይቲ ኴንኩም ትሕዝዎ ጠፊእኩም። እንታይ ኣለው ሕጂስ ዋው... ዮሃና ተበልኩም፧ ውያነ እኳ 4ኪሎ ምስ ኣብጻሕናያ ጠበንጃ እያ ኣልዕላትልና እንሆት ግን መውዳእትኡ እታ ግድጓድ ኣትያታ።
ОтветитьMESFIN Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Mesfin Girim Mekeneyit Hibukn Alo Antn MeEweyti!
Ответитьጡስጡስ ደርሆ፡ ድሕሪ ሕጂ አብ ስላማዊ ሰልፊ ፈጺመ ድሕሪ ሕጂ አይሳተፍን ኢየ። ትርጉም ዘይብሉ ኮይኑ። ሓሶት ጥራይ መትከል ዘይብሉ ሰልፊ የለኹሉን ንበል ኩላትና ኤርትራዊያን
Ответитьመስፍን ሓጐስ ፡ ኣብ ከምዚ ወድቑ ክርእዮ ዘሕዝን እዩ ብጣዕሚ ጉህየ። መስፍን ሓጐስ ዓብይ ዘይሃስስ ታሪኽ ዝሰርሐ ኣብ ናደው ፈንቕል ግንባር ደቅምሓር ንናይ መውዳእታ ኲናት ዛዛሚ እንተ ዝዝክር ኣብ ግንባር ደቀምሓረ ንዝነበረ መከናዝድ ኣሃዱ 74 ዝመርሕ ዝነበረ ወዲ ሓምቢር ብዕለት 23/05/1991 ምሸት ካብ ጎኑ ብመስዋእቲ ዝተፈልየ ፡ ከምእውን ኣዛዚ ክ/ሰራዊት 61 ዓሊ ኣብርሂም ውዲ ኣብርሂም ኣብ ምድምሳስ ናደ ... እዞም ክልተ ሓርበኛታት ግን ምስኡ ቅዲ ኲናት ዝሓንጸጹ እዮም ፡ ፡ ኣነ ንመስፍን ሓጉስ ይኩን ካልእ ዓብዪ ኣኽብሮት እዩ ዘለነ ግን ይጉሂ።
ОтветитьAlem. Mehtson
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙🙏🏻🙏🏻💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙
የማነ ንበአል መስፍን ሐጎስናብ ቃልሲ ክመጹ ኢልኩም ትሐስቡ እንተ ኮይንኩም ግርህነት ኢዩ
ОтветитьHaswi
Ответить🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💪
ОтветитьLet’s support our brother Yemane by subscribing, sharing and liking his videos. Thank you ❤❤❤
Ответитьእቲ ገበል አብ ኮብራርያ ኢዩ ነሩ ታሪኽ ከም ዝሕብሮ
Ответитьጽቡቅ አገላልጻ ቀጽሎ ብሐቂ መስፍን ሐጎስ ግን ንዑዑ ምሐሾ ሐቂ እንተድዛረብ እዚአቶም ግ ልቢ የብሎም ከምአ ኢሎም እዩም ዝሞቱ አምላኽዉን ምኽሪ ምስትዉዓል ኸሊኢዎም እዩ
Ответитьመስፍን ሓጎስ ብጾቱ ዝክሓደ ካሕዳም ነከብዱ ዘነብር 🤮🤮🤮
Ответитьሓቐኛ ኔሩ እንተዝኸውን ኣብዚ ኮይኑ ነዚመንእስይ ብዙሕ ክገብር ምኽኣለ።ግን ሕማም ናይ ሻዕቢያ ካብ ሓንጎሉ ኣይከደን ።እቲ ኢንተርቪው እሞ ስቕምባል ምሓሾ።🙊
Ответитьብጭቡጥ ተዛረብ ዝሓወይ:: መስፍን ሓጎስ ብዛዕባ እዚ ዘሎ ወለዶ ዘለዎ ተቓውሞ ዝበሎ ነገር ጥቐስ::
Ответить💙💙💙💙💙💙💙
Ответитьመለይ ኣብ ታሴራ ውን ኣላኮ
ОтветитьNo surprise what he said this delusional Gondare, whatever his name is ,masfun? He have blood in his hand ,he been left hand to the criminal Iseyas Afeworky from beginning until today. So this criminal he's not going nowhere he have a lot of questions to answer a lot of price to pay👈
Ответитьጽን ኢለ ሰሚዐካስ ፡ ነዛ ናይ ጅግና ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ኣቀባብላ ክፉእ ደሊኻ ስለ ዝሳኣንካላ ፡ ኣብ ታሕቲ ወሪድካ ቆሎ ጥጥቖ ክትዛረብ ከለኻ ገሪሙኒ። ካን ኣኺሉኩም ህዝብኹም ክሕጎስ ምርኣይ ኣቕኒኡኩም !
Ответитьማካቨሊ ሳዲስት ኢሰያስ ኣብ ምምጻአ ብንያም ብምትአካብ ህዝቢ ስለዝሰኣ ብንያም ብጸላም አዩ ኣትዪ አንተኮነ ንብምያም ብቀጥታ ናብቲ ጻአዳ ሆተል አዩ ወሲድዎ ፥ንህዝቢ ግን ኣብቲ ዝተመደበ አዋን ኣየር ክትመጽአ ስለዘይካለት ጽባህ አዩ ክኣቱ ብምባል ናይቲ ህዝቢ ናህሪ ከዝህሉ ድራማ አዮም ሰሪሆም፥ካልአ አተን ካድራት ሰለይቲ ደቂ ጦር ሰራዊት ተመልሚለን ዝመጻኣ አየን፥አተን ህዝቢ ዝፈልጠን ኣመንዝራታት ብኣል ተደሚርና ዝብላ አየን፥
Ответитьኣሪትራ 25 ኣየራት ገዚኣ ኣላ?ሰይወደይ 03ህግደፍ ህሶም ቆሪሶም ህሶት ዝድረሩ ህልና ኣልቦ ኣሪትራውያን ተጸጋአቲ ህግደፍ፥
Ответитьኣንቱም ሰባት መስፍን ደኣ ኣካል ናይቲ ሽገር ኮይኑ ናይ ኢሳያስ ምኡዙዝ ኮይኑ ዝመጸ ፍጡር ኢዩ።
Ответитьስም ብንያም ኣይታትቀሱ ንሱ ስፖርተኛዩ ካብ ዓንኬል ፖሎቲካ ክኣቱ ኣይግንኦን ዩ።
ОтветитьGood for them I am proud of them go Melee go it’s good news,thanks Yemane
Ответитьሓሶት ግደፍ፡ ብሰንኪ ኩነታት ኣየር ዩ ተዳናግዩ
Ответитьሃሳውስ ንስካን ብጾትካን አዮም ነሮም ፥ንስካ ንባአልካ በትሪ ሂዝካ ብጸላም ንመንካአ ትሃርም ነርካ፥ኣብ ምቅታል መንካአ ኢድ ከምዝነበረካ ኩሉ ናይ ሺኡ ተጋደልቲ ይቀልጹ አዮም፥
Ответитьmedebatka xbuk alla ketlo
Ответить💙💙🌿💙💙
ОтветитьHawna yemun ykelenla gena bandera meley mulu bmulu ketbebl 💙💙💙💙💙💙💙💙
ОтветитьWELCOME YEMUN BADDY WE MISSED YOU.❤🙏
Ответить❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ответитьአንተ እንታ ዓይነት አተሐሳስባ እዩ ዘለካ ብንያም ነቶም ካብ ሙሉእ ዓለም ብሉጻት ተወዳደርቲ አይሰሰዓሮሞን ዲኻ ትብለና ዘለኻ ብጣዕሚ መሕፈር ኢኻ ግን እቲ ዓወት ካብ ኤረትራ ሐሊፉ ንአፍሪቃ ከምኡውንናይ መላእ ዓለም ጸሊም ህዝቢ እዩ;; መሕፈር ኢኻ
Ответитьእዋይ ክትሓምቅ ሰብ። ኣንታ ዘይትመሃር፡ ዘይትዓቢ። ብላሽ ኢካ።00000000000
Ответить