Комментарии:
😅😮 ሃለዉለዉ ኣብ ከባቢኩም ደቂ ኣንስትዮ ዲኩም ሲኢንኩም ፣ ምንያ ኮሎል ዝኮንኩም ፍጥረት ፣ እተን ደቂ ኣንስትዮ ብረባሓ እየን ናባኩም ዝመጻ😮😊 ብዝኮነ ጽቡቕ ገበራኩም😮😅 ሕልኩሳት ትርጉም ሓዳርን ፍቅርን ሓልዮትን ዘይርዳኣኩም 😮😅😊
ОтветитьNeziom dawn mgbar kelal eya ko diclike ngberelom pleas ❤❤
Ответить😅😅😅😅😅😅
ОтветитьAne wun .ab asmera iye tewelide.firkyi habesha firikyi tlyan. Bssrahat temeraria isa ms kaloot tiindr nyera.ab meceresceta.nfth wesine.
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ответить❤❤❤
Ответитьኣታ እንታይ ዓይንት ሰብ ኢኹም ab ሄውትካ ዝግትማክ ንምንታይ ኢኹም ኣብ መስመድይ ትምጽዎ ምፍትሕ ብዓልኩም ዝይትንዱ
ናይ ጀርመን ካ ካብ ኮሉም ኤሮጳ ዘልዉ ንሶም እይም ስዳር ዝኣልዩ ገዛ ዘስርሑ ነፉዓት እዮም 3 ሺክት እንድስርሑ ዘምሕድሩ እዮም
Tahwil dew abelewo keytesedulen
Ответитьeti shiger.netn awald.nesekmo.nihna.kem awedat.buzuh.gega.alena
ОтветитьNy usa adsea mkdea gdfem dyiem
ОтветитьGermany hgea ab hmkea kontetea zlea hgea kdmea ewea Ger hgea wdkea eyi
Ответить90 persen hadaren geren enda keda beten 10persen selmtay teselmu awald ???
ОтветитьBqat zelewo drset zemkanu nktrdae yegebrka buqat ente dkenus jermen mteredeom neru ebeytu
Nbalka afri imo shueu mskalie tewadader shueu
Nuq si kemey elka eka ktnieq nhade proses zuhilu elka
እዚ ህዝቢ ገና ኢዩ ዘሎ ንሰን ክሰግራ ጥራይ ኢየን ዝደሊያ ኣብ ኤሮፓ ጥራይ ይእተዋ ዝብእስ ክሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ ። ንስኻትኩም ከኣ ሓሶት ግደፉ ዘይብልኩም ከም ዘለኩም ኮንኩም ኣይትቕረቡ ንቓጽ ባኒ ተደሪርኩም እንዳሓደርኩም ሲ😢😢
ОтветитьAmicco..ሓዎም ናይ ሓዳር ወይ ናይ ሰብአይን ሰበይትን ምዝራብ አይበዝሐን ዶ ? እኳ ምውርዛይ እንተ ዘይኮነ ።
መዓስ ሓዳር ጌርካ መዓስ ተመርዒኻ ? ክንደይ ቆልዑት እህልውኻ እኾኑ ? ዶስ ንእሽተይ ኢኻ ትመስል ? ዓራቒ ወይ ንኻልኦት ን ናይ ካልኦት ምሸምጋል"ውን ድሕሪኡ እዩ ዝመጽእ ማይካ ስትይ ምስበልካ ብኡኡ ምስ ሓለፍካ ዝኾነ ምስ ኮነ እዩ እቲ ምኽሪ ንኻልኦት መስለኒ ። ሞያ ጥራሕ እውን እኹል አይኮነን ። ዕድመን ተሞክሮን ከአ "ሞ አዝዩ ወሳኒ እዩ
እቲ ምውርዛይ እንተ ዘይኮነ ። እስካቡሊ ወይ ምስ ሓዳሩ ዝተፈላለየ ዝተ..ፋትሔ ክመክር መቸም ቀሊል አይኮነን ። ዘይፈተነ እንተኾኑ'ሞ ገደደ ነዲአስ ሕማም ...እንታይ ክትምዕዳ ድዩ ዝበሀል ።
So you have to be wet and swim to teach swimming .
ገንዘብካ ከመይ ጌርካ ተምጾኦ ከምዘለኻ ዘይትፈልጥ ተኾይንካ ንክተጥፍኦ ውን ጸገም የቡሉን
Ответитьመቸም ብዝዓባ ጀርመን ክንዛረብ ተኮና ብቁጠባ ካብ ኢሮፓ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ሳልሰይቲ ሃገር ኢያ። ልክዕ ኢዩ ጀርመናዉያን ሓያላት ኢዮም ሓያላት ሰባት ካኣ ምስኦም ንነብር ።
ናይዞም ስነ - ቀንጠብጠባውያን ናይ ዘበና ጎስጓስ ግን ይገርመና ኢዩ።
ጞሲ ብኩሉ እተቅርቦ ዕጉብ እየ፡ ብዛ ናይ ሎንማዓልቲ ግን ብቅዕቲ መልሲ ኣይሃብካላን ፡ ንባልባት ኣብ ጎድና ገዚኦም ፡ወይ ጎቲቶም ይምጽወን እንተልዉ እንተጠልማ ኣይክፍእን እዩ፡ ተላሊካ ። ተፋቂርካ ኣብ ዉላድ ብጼሔን ግን ። ምጺኤን ኣይዋዓል ኣይሕደር ቀልቲፈን ዝፋታሓ ኣለዋ። ኣነ ከም ታዓዝብክዎ ኣብ ከባቢና ዘጋጥም ዘሎ ዉን ። ሓንቲ ምስ ሓዳራ ኮይና ትርክቦ ርባሓን ካብ ሓዳራ ትፍሊያ ትርክቦን ርብሓን ሰማይን ምድርን እዩ። እንበር ንስኪ ዋይፋይ ከይጥቀሚ ፡ከይትስርሒ ፡ ኣብ ገዛ ታዓጸዊ ዝበል የለን ። እቲ ሓቂ ሓቂ እዩ።
ОтветитьHAKI EU KULO TZAREBO Josi hawina nabnet Ab Genzeb Asibeza Norge bzhi genzeb ika teahab absraka gn ka Asbezana ka kubr iu btami
ОтветитьKkkk nay edkum ekum rekibkum bnay Israel menesey ekum tlagetsu nerkum
Ответитьሕጊ ናይ ምዕራባዊያን ሃገራት ንደቂ-ኣንስትዮ ቀበጥበጥ ስለ ዘልመደን እየን ፍትሕ ከም መቀረት ገይረን ዝወስደኦ ዘለዋ ስለዚ መንግስቲ ግቡእ ኣቃልቦ ክገብረሉ ኣለዎ ነዚ ጉዳይ ምክንያቱ ኢቲ ዕድል ብዝያዳ ንደቂ-ኣንስትዮ ስለ ዝህብ ንሱ እዩ ቀይዲ በተኽ ኣካይዳ ከም ዝኸዳ ገይሩወን.
Ответить🙏🙏🙏👑♥️
ОтветитьJHOSI, THE PROBLEM IS THAT THE PROSESS TO GERMEN IS NEEDED TO HAVE TO LEARN THE LANGUAGE THEY DON'T WANT TO WAIT A LOTS OF YEARS TO LEARN BEFOR THEY ARIVE
Ответитьሓበሻ ጉዳም ኢዩ። አፍሪቃ ኮይኑ biggest economic dgp ዘለዋ Germany 🇩🇪 ይንዕቅ ። come on man
ОтветитьEza nfelta German dya wala kalh alatka eya
ОтветитьGenzebkum aytderbyu ja ahwat.
Ответитьፅንዐት ይሀብኩም አሕዋት የሕዝን
ОтветитьIch liebe Deutschland germen yehwatey new belwen nezen temrekum ketmxu dem belen yemuta
Ответитьእዚ ዓይነት መርዓ ዘይሩ ዘይሩ ናብ ከምዚ ዓይነት ውጽኢት ከምዝበጽሕ ክትርድኦ ክትክእል ኣሎካ።
ሓደ ሰብ ዘይፈልጣ ብወረ ተፋሊጡዋ ክዳውንቲ ሒዙ ንመርዓ ወሲኑ ኩሉ ሒዙ ከይዱ ምስ ከዳ ተቐቢላቶ ከተብቅዕ ድሓር ሸንዲሓቶ ዝብል ሰሚዕና ኣሎና፡ ስለዚ ንሓንቲ ዝደለየቶ ክትገብር ዝጸንሐት ቡዙሕ ድልየታት ዝለመዳ ሕብረተሰባዊ ክብሪ ዘይብለን እንትስይ ትጽበ።
There's no love on the world. But there is a business.
ОтветитьBetami yehzin eyu
Ответитьእግዝያብሔር ምሕረት ይዉርድ እምበር እዝስ ባሕልና አይኮነን ኔሩ ግን እንታይ ይገበር ኣብዚ በጺህና ካብዚ ጊዜያዊ ጠቕምታት ወጺና ህልና ንግበር ፍርሃት ኣምላኽ ይሃልወና ኣምላኽ ክመለሰና እነተ ኮይኑ ተባረኹ።
ОтветитьAne ko zgermeni leminom enda nebrus nezi sdra keali lealn tahtn zbl zelo jgna mensey yeneaswo kkkkkk
ОтветитьAne josy 35 € tetlmina
ОтветитьKKkkkk adika ke aytfetun dika serihka qltifka tmexie
ОтветитьThis is very sad its true it unbelievable.
Ответитьካብ ቀዳሞት ዘይማሀሩ ዐመታት ኮይኑ ጥልመት ካብ. ንሰምዕ ብክልቲኡ ሸነክ
ОтветитьTelmet zelewo gezea eu ab QALU zeyxnhe weldo eu zelo egzeo mehrena
Ответитьnay germeny temereyom ymxlom tekoynom tom ab Kali hagere zelowu nmntay nab africa ykedu
ОтветитьTilkuyat dekianistyo yehwatna mihigaz sibenet eyu.
Ответитьእዞም ተጠሊምና ዝብሉ ዘለው ዕድለኛታት ኢኩም ዝብሎም :: ምኽንያቱ ምሳካ ዘይትቅጽል ሰብ ቀልጢፋ ምርሓቃ ጸጋ እዩ::እዚ መሪር ሓቂ ይብሃል
Ответитьርሑቕ ዓዲ/ሃገር ከይዱ ዝምርዖ ወይ የታልል ወይ ይታለል። ነተን ደቂ ኣንስትዮ ምንሻውን ኣስማተን ምኽፋእን ግደፍዎ ! ኣሕዋትኩም እየን ! ነቶም ደቂ ተባዕትዮኸ መንዩ ካብ ምጥላምን፡ ምትላልን ሓራ ጌርኩም ? እቶም ደቂ ተባዕትዮ ነተን ደቀንስትዮ ከም ብሕታዊ ንብረትኩም ግኤርኩም ኣይትቝጸርወን ! ማዕረኹም መሰል ከም ዘለወን ፍለጡ ! እንተዘይ ዓጀብካያ ትድርብየካ ናብ ዝሰማምዓ ከኣ ትኸይድ ! ጓለንስተይቲ ናይ እንዳመን ዓንጃል ጀልፋ ኣካቢት ኢሎሙኻ ኔሮም !
Ответитьሐቀን እየን ክገድፋኹም እምኒ ክትድርብዩ እናዋዓልኩም ሓዳር አይትፈልጡ ናብራ አይትፈልጡ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ОтветитьFrhat Egziabher zeyblu seb Hilna yeblun, xegem rekibu seb
ОтветитьYou right
Ответитьአኸላባት ኢየን መብዛሕቲኣን ያሆ
ОтветитьAeh way Aene yhwatey !!!!😢😢😢
ОтветитьAta etom deki tebatiyo eyom gegegna kab eritrea ziwileda tigrigna biher zimrawiwen selewuu. Denakur zikonu awedat eyom zelewina. Eti tigrigna tezarabi wedi tebaiyiyo seadu awalid zeymirawuu? Ezi bi kedaminet gosgas kigeberelu zelewo neger eyu bi kesalinet. Tigrigna biher eten fun funat resahat eyen new beliwen
ОтветитьBehak Jos Tekkli Alok
ОтветитьTegaru yehwatna temerawu etom awedat ❤’’ Eritrawit keytmrawu 44::
Ответить