"ኣብ ኤርትራ መንግስታዊ መዋቕር ዝበሃል የለን! ቃለ መሕትት ምስ ኣክቲቪስት፥ ፀሓፊ ፥ ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ_Mulgeta_Tuemzgi

"ኣብ ኤርትራ መንግስታዊ መዋቕር ዝበሃል የለን! ቃለ መሕትት ምስ ኣክቲቪስት፥ ፀሓፊ ፥ ሙሉጌታ_ጥዑምዝጊ_Mulgeta_Tuemzgi

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

12 дней назад

84,159 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@AronOG_
@AronOG_ - 17.07.2024 06:05

ዘመን ባድላ ኢዩ ዶ በልካ፣ ባድላ ሕጂ ምስ ፈለጥካዮ😂 😂😂

Ответить
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 - 17.07.2024 06:52

Good job

Ответить
@AbrehamTeame
@AbrehamTeame - 17.07.2024 09:22

Ab elshaday mekele betsihe riayom elka nmen rekibka da zeymetsakana metsie aytbeli kemey alena zreakayo koynka keribka ygerm eyu zeybetsahkana

Ответить
@AbrehamTeame
@AbrehamTeame - 17.07.2024 09:27

Mulugeta hawna medenagerti sebat rekibka bzaba elshaday negirom kab mengedi melisomka alewu enber zreakayo yeblkan

Ответить
@merhawirussom6275
@merhawirussom6275 - 17.07.2024 10:07

ዓሻ ገረብ😂😂😂

Ответить
@DibabEritrea
@DibabEritrea - 17.07.2024 11:37

ኤርትራ ንዓካ አይትብጻካን እያ ትግራዋይ ምካንካ ቃላትካ ይነግረልካ አሎ ዝሐወይ ዘወር በል ናይ ኤርትራ ንዓካ አይምልከተካን ዘቅርበካ የለን ለፍልፍካ ክተርፍ ምካንካ ፍለጥ ጠንቀስ ምስ እትብል ሻዕብያ ጹቡቕ ገርካ ትፈልጣ ኢካ ዝም ይሕሸካ

Ответить
@eritreamassaw3059
@eritreamassaw3059 - 17.07.2024 13:36

መድሕን ንደቅ አድኪ ተጋሩ ቃለ መጠየቅ ግበርሎም ሒይወት ትግራይ ከመይ ከምዘሎ ሐቂ ንሰምእ ስለዘለና ንደቅ አንስትዬ በቀትሪ ክድፈራ አማውታ ከልቢ ተቀቲሎም አብ ጎሐፍ ዝድርበይላ ትግራይ😅😅😅

Ответить
@mikealkibreab3723
@mikealkibreab3723 - 17.07.2024 14:00

ሞልጊታ ሓደ ካብቶም ዕሉላት ህግደፍ ዪ ከም ነፋሒቶ ሕብሮ ዝቐያይር ዪ ። ሻዕብያ ንትጋሮ ብተጋሮ ንምዕናው ተላዒሉ እሉ መችሀም ህዋሃት ከም ትቒርጥሞም ጥርጥር የብለይህን ። መንእሰይ ኤርትራን ትግራይን ንግባተ ሻዕብያ ክዕጥቕ ዝስተውዓለት ህጝደፍ ሓድሽ ናይ ፓድላ መንቅስቃስ ብብዓል ዪኤልን ማልጊታን ጀሚራ ኣላ ። ትግራዋይ ነዞም ከም ነፋሒቱ ዝቀያየሮ ከነቕሓሎም ይላፖ ። ብርጊድ ነሓመዶ ሕጂውን ኣስመራ ከያኣተወ ኣይዳነን ። ቅያር ወዲ ባሻይ ኮይኖም መጺኦም ኣሎዎ ጽባሕ ኣብ ኤሪ ቲቨ ክቕልቀሉ እዪም ። ዝወከሎም ዘይብሎም ዘብዘብ 🏃‍♂🧎‍♂🧎‍♂ናብ ትግራይ ላኣኺኦ ዝስወሮ ሕዋሓት ወያናይ የለህን ፨ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

Ответить
@abrahaalemayehu4170
@abrahaalemayehu4170 - 17.07.2024 14:35

ግብረሰዶማዊ ሙሉ ጌታ ዓድና ከበላሹ ብሚስጥር ኣትዩ ብጣዕሚ የሕዝን

Ответить
@sabasegid2481
@sabasegid2481 - 17.07.2024 15:42

አ ብ ት ል ብ ጅ ን ክ ት ር አ ዩ ድ ል ኩ ም ድ ኩ ም ው ይ ስ? ን ው ል ተ ም ድ ን ስ ብ ቆ ጽ ር ኩ ም

Ответить
@andomKassaye
@andomKassaye - 17.07.2024 15:57

ከም በዓል ንስኻ ዘምሰሉ ሰባት እዩም ፈተዉት ህዝቢ ትግራያ ንትግራወያ ዝበደሉዋ ብዝኸን አፀቢቅና ኢና ንፈልጠካ አብ ዚ ምሕበራዊ ሚዲያ ዘሐለፉ ዓመታት አስተዉዒል መንእሰይ ትግራያ ከም በዓል ዚ መሰሉ ለኡኻት ህግደፍ እዩም

Ответить
@Eskra2000
@Eskra2000 - 17.07.2024 16:10

መድህን ከም ሰብ, ከም ጋዜጠኛ ኣድናቖተይ መጠን የቡሉን, ልዑል ethics ናይዚ ሞያ ኣለኪ ቀጽልዮ። ሙሉጌታ ድማ ዝነኣድ ብስለት እትውንን ሙዃንካ ረኺበካ። እታ ዝያዳ ከተኩረላ ደልየ ዘለኹ ግን ኣብ መወዳእታ ኣብ ልዕሊ ስግረዶብ ዝሰግሩ ኤርትራዉያን ኣብ ልዕሊኦም ካብ ናይ ሊብያ ዝኸፍአ ሓሳረመከራ በቶም ኣሕዋትና ዝብሉናን ኣሕዋትና እንብሎም ተጋሩ ብዝተወደበን ብኢድ ሰበስልጣን ተጋሩን ይስራሕ ከም ዘሎ ልዑል ጥርጣረ ከም ዘለና ንኣምን, ነዚ ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት ዘምስል ሕነ ምፍዳይን ጽልኢ ምንዛሕን ዘስምዕ ተግባራት ብዕቱብ ክትገትእዎ የማሕጽን። በዚ ዘሎዎ እንተቐጺሉ ግን እምነትን ሕዉነትን ኤርትራዊ መንእሰይ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ናብ ጓንነት ክቕየር እዩ, እቲ ኩሉ ንዕብየትን ሕውነትን ናይዚ ክልተ ኣሕዋት ኣህዛብ ዘራሓሕቕን ፋሕ ዘብልን ከይከውን ህጹጽ መግትኢ ክግበረሉ ኣነ ብዉልቀይ ይጽዉዕ። 17-07-2024

Ответить
@fitsumnegusse9662
@fitsumnegusse9662 - 17.07.2024 17:11

Cheaham Adgi

Ответить
@user-yl6ix6wl1t
@user-yl6ix6wl1t - 18.07.2024 00:44

ዓንጃል

Ответить
@FtihBeledukh5362
@FtihBeledukh5362 - 18.07.2024 04:45

ፋሽን ናይ 2024 ኮይና ዘላ: ደጋፊ እንተኾካ ንኤርትራ ክትጋየጽ ትኸይድ: ተቃዋሚ እንተኾንካ ናብ ትግራይ ትኸይድ ክትወራዘ:: ሙልጌታ ከኣ ካብ ውድብ ናብ ውድብ ክናጠር ከም ዘዋሪት ወንጫ: እምነት ዘይብሉ ሰብ እዩ ዝመስል: ነዊሕ ሰብ ወይ ልቢ ይጎድሎ ወይ ድማ ስረ ይሓጽሮ::

Ответить
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b - 18.07.2024 05:03

ልኡኽ ሻዕብያ እዩ

Ответить
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b - 18.07.2024 05:23

ኤርትራውነት ፉንፉን ውርሻ ጥልያን ኣይሓፍርን እዩ

Ответить
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 - 18.07.2024 09:57

Awe gezaka zihawey bzaeba eritrean gn aytzareb aymiltekan Eritrea 🇪🇷 meshefenit koina hiji gn mitsiray Ala zeginet nay Eritrea 🇪🇷 kem timntelu aytresiu hizibi kihatekum eyu

Ответить
@samiapp5324
@samiapp5324 - 18.07.2024 13:57

ሙሌ መምህረይ ተባዕ ናይ መንእሰይ ደላይ ጽቡቅ ቀጽል መድህን ካኣ የ የቀንየልና ፡ እዞም ትጻረፉ ዘለኩም ካኣ ሓሳብኩም ሃቡ

Ответить
@weldehiwetmeharinaizghi799
@weldehiwetmeharinaizghi799 - 18.07.2024 16:06

እንታይ ይምልከቶም ተጋሩ፡ ብዛዕባ ኤርትራ ምስ ተጋሩ ትዝትዩ? በዓል ፉንፉናት

Ответить
@Tekiea
@Tekiea - 18.07.2024 16:47

ሙሉገታ ሓሳዊ ሰናይ ዘመን ኣይትርከብ ኣንታ ከዳዕ ትኣስርካ ኣይትፈታሕ ዕምርኻ ንሃገር ኤርትራ ክትምለስ ሕልሚ ኢዩ።ንዓኻ ንትግታዋይ ቦታ የለን ።Never it is a dream.

Ответить
@negusseghirmatsion8994
@negusseghirmatsion8994 - 18.07.2024 20:49

Kክክክክክክ አቲ ጽቡቕ ነገሩ ደረጃ መራሕቲ ትግራይ ኣብ ናይዚ ኣቶም
ምደረጃ ምውራዱ አዩ አዚ ንሪ ኦ ዘለና ዛዕጋፍ ኮይኑ ጋሻ ትግራይ ተሪፉ ኣየኖት ኣማሓደርትን መራሕቲ ሃገራትን ከይረግጹዋ ትግራይ ደጊም ብዓል ሙለስ አዮም ኣጋይሾም ክክክክክ

Ответить
@negusseghirmatsion8994
@negusseghirmatsion8994 - 18.07.2024 20:51

ጋሻ ክልል ትግራይ ክክክክክክ

Ответить
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md - 18.07.2024 21:22

እዚ ወዲ ደኣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ጽልኢ ዘለዎ ይመስለኒ ኔሩ ጌጋ ርዲኢት ሒዘ ጸኒሐ በጀካ ህዝቢ ትግራይ ጸላኢ የብልናን።

Ответить
@askaluugbaghebriel3329
@askaluugbaghebriel3329 - 18.07.2024 21:52

Hasaw

Ответить
@SolomonMaru-dr9er
@SolomonMaru-dr9er - 19.07.2024 00:05

ዓሻ ገረብ ብዕራይ ሓሳዊ.,

Ответить
@user-xk1mc4hp1p
@user-xk1mc4hp1p - 19.07.2024 10:39

ከመይ ዝበልካ ደንቆሮ ኢካ ወደይ ንስጃ። መንነት ዶ ገለ ዶ ዝበሃል ኣምር ከመይ ኣቢሉ እዩ ሓደ እዩ ትብል ዘለካ። ኤርትራ ዓዲ ትግሪኛ ጥራይ ድያ። እዚ ናትካ ሃለውሎ ኣብ ባዮሎጂ ይኹን ኣብ ጂኦግራፊ ኣፍልጦ ዘለካ ኣይትመስልንን። እንበር ዓለም ሙሉእ እሞ ሃሰው በል ሽዑ ክበርሃልካ እዩ። እንበር ህዝቢ ኤርትራ ምስ ትግራይ ሓደ ኢና ወይ ሓደ ክንከውን ኢና ኢሉ ሓሲቡ ኣይፈልጥን እዩ። ንስኻን ወዲ ከማኻን ንውልቃዊ ረብሓኩም ክትብሉ ተህትፍትፍዎ ጥራይ እዩ።

Ответить
@fthawitabraham4195
@fthawitabraham4195 - 19.07.2024 13:42

Tsibuk hasab Mulie hawna,Medhin haftna win tsibuk medeb.💙💙💙💙. 💛❤💛❤

Ответить
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m - 19.07.2024 18:20

አብ ገዛኻ ኮፍ በል ።

Ответить
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m - 19.07.2024 18:22

ሙሉጌታ አብ ገዛኻ ኮፍ በል ገዛና ናዓና ይኹን።

Ответить
@sabatadesse-lee2596
@sabatadesse-lee2596 - 19.07.2024 21:11

When Eritreans ran to Tigrai in 2018 Eritreans were hungry and seeking freedom from their government. It is too bad Eritreans still have access to Tigrai regardless what they have done to Tigrai and Tigrayans. Weak politic.

Ответить
@henokhabteab846
@henokhabteab846 - 20.07.2024 06:09

Kiros aleka do ata anjal

Ответить
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md - 20.07.2024 10:46

ኢሰያስ ጥራይ ኣብ ስልጣን ይሃሉ እንበር ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምልከተናን እዩ።

Ответить
@almazabraha6198
@almazabraha6198 - 20.07.2024 16:01

ከመይ ማለት ስርቂ አብኤርትራ መሊኡ ሐሊፉ ከማን

Ответить
@almazabraha6198
@almazabraha6198 - 20.07.2024 16:22

ሙሉጌታ ናይ ሕዋሐት ጽልኢ ሒዝካ ኢካ መጺእካ

Ответить
@almazabraha6198
@almazabraha6198 - 20.07.2024 16:32

ሙሉጌታ ሕወሐትዘዕበየቶ መንእሰይ እዮም እቶም መንእሰያት ተደንቆም ዘለካ

Ответить
@georgemarkayg7079
@georgemarkayg7079 - 20.07.2024 18:03

Mehin, it sad brakhe show to entertain foolish and clueless people on your show. you live in a lawless/hail Tigray and talk about the only peace full Eritrea in Africa. if you care about the Tigray people then please concentrate on improving evilness in Tigray.

Ответить
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh - 21.07.2024 00:26

❤❤❤

Ответить
@hermonamine8070
@hermonamine8070 - 21.07.2024 11:53

adika gda zeytatu kibri ktrekb kemzi nay wedi bashay

Ответить
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi - 21.07.2024 12:24

ግእዝ መኒዚሰምዖ አደይ ።ወሪዲዋ።

Ответить
@user-jt5qm8rz4v
@user-jt5qm8rz4v - 21.07.2024 14:36

Ezom hmaq comment txhfu zelekum entay hmaq sle ztazerebe eu? Ane bwegeney kab tmxbitey nloli koynu rekibeyo 👍🏼

Ответить
@beyenetekle8429
@beyenetekle8429 - 21.07.2024 17:09

ኣቶ ኣርማድዮ ዘይበጻሕካዮ ምንቅስቃስ የለን ኮምፓስካ ካብ ትጠፍኣካ ነዊሕ ዓመታት ዝገበርካ ኢኻ ትመስል፡ 20 ባልጃ ክዳውንቲ ሒዝካ ማለሊት ን ክትመርሕ ዲኻ ንመቀለ መጺኻ ወይስ ኣምባሳደር ናይ ው(ን)ፉይ ኽትከውን ?

Ответить
@user-dm6zg2qq1v
@user-dm6zg2qq1v - 22.07.2024 19:01

ሰላምም መደብኩም ካብ ግዘ ናብ ግዘ ይዓብይ ከም ዘሎን ፍቱው መደባት ሰብ ውን ከይሸልተዎ ክሰምዖ ዚክእል ካብ ኣዳላዊት እዚ መደብ እዛ ጋል ምካኑ ውን ክገልጽ ይፈቱ።ናተይ ርእቶ ኣብ ቃንቃ ትግርኛ እዩ።ኣብ ዚኮነት ሃገር ምክልካል ናይ ቃንቃ ይስራሓሉ እዩ።ኣብ ኩለን ምዕብላት ሃገራት ።እሞ ክትሓስብሉ ክትሰርሕሉ ቃንቃ ትግርኛ ከይበርስ ኣብ መደብኩም ነቲ ተዓድሙ ዚመጽእ ሰብ ኣቀድምኩም ክትሕብርዎ ይላቦ።እዚይ ናይ ደቅይ ጽርግያ ወይ ደቅይ ሹቅ ኣዘራርባ -ሓንሳብ ዓረብ ሓንሳብ ጥልያን እና ከም ዋዛ ዚሓለፈ ነቲ ንእሽተይ ወሎዶ ክንደይ ብርሰት ዘይምፍላጥ ቃንቃ ትግርኛ ኣጋጥምዎ እዩ ኣብ ኣስመራ።ስለዚ እናሳዕረረ ይከይድ ኣሎ ።ማለት እዚይ ኣብ ኩሉ ሃገራት ተበቲኑ ዘሎ ናይቲ ዘለዎ ቃንቃ ምስ ትግርኛ ሓውሱ ይዛረብ ኣሎ።ቀጽሉ ውን ኣብ መድያ ውን ከምኡ ቃንቃ ኣዳቅሉ ይዛረብ እሎ።ስለዚይ ኣብ ሕብረተሰብ እቲይ ዚሰምዕ ውን ከምኡ ይለምድ ኣሎ።ሓደ ኣቦ ኣብ ትግራይ ዚነበሩ መምህር ሕጅይ ስሞም ረስዐዮ ኣለኩ።ብዛዕባ ምዕቃብ ቃንቃ ትግርኛን ተዛርቦም ነይሮም እዮም።ነቲ ዚመጽእ ወለዶ ንናኣሽቱ ቃንቃ ከነረክቦም ይግባእ።ክትሰርሕሉ ይመክረኩም።

Ответить
@user-dm6zg2qq1v
@user-dm6zg2qq1v - 22.07.2024 19:31

ትግርኛ ምዕብል ቃንቃ ሃብታም ናይ ገዛእ ርእሱ ፍደል ታርክ ምስ ግእዚ ዘለዎ ቃንቃ እዩ።!!!መድህን ትግርኛ መግለጺ የብሉን ድዩ፧ንፍቅርይ ንኩሉ ወላስ ኣርጉ ድዩ በርሱ ድዩ ወላስ ቃል ውሕዱዎ ቃል እንተ ተሳእኑ ኣብ ግእዚ ወይ ካብ ግእዚ ዚተወልዱ ቃንቃታት ትግራና ትግረ ኣምሓርኛ ክንውከስ ይግባኣና።እሞ ባህሎም ደስ ዘይብሎም ወይ ዘይፈልጡ ቃንቃ ትግርኛ ዘዳቅሉ እንታይ ምርጨኦም ከም ካልኦት ሃገራት መረዳዲእይ ኢንግልሽ ክንጥቀም ድና፧!!!መድህን እዚይ ጉዳይ ናይ መንግስቲ ትግራይ ክሰርሓሉ ኣለዎ።ማለት ትግራይ ክላ ትግርኛ ብሄር ስለ ዚኮኑ።ዘተሓሳስብ እዩ።ሕጅይ ክስራሓሉ ይሓይሽ

Ответить
@semirasli2728
@semirasli2728 - 22.07.2024 22:42

Kezab

Ответить
@samialmoa9693
@samialmoa9693 - 23.07.2024 01:57

te. tetgrereee

Ответить
@samialmoa9693
@samialmoa9693 - 23.07.2024 02:11

🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂

Ответить
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 - 23.07.2024 22:49

እሞ ዓርከይ ኣብ ምደፍኤ ካብ ነበርኩምስ ደፊእኩም'ዶ?

Ответить
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF - 24.07.2024 18:30

ወይ ጉድ🤔 ዝይደሊ ስብራት ደበለ ንሕና ኸ እንታይ ክንብል ኢና 🤔😡

Ответить
@Brakhe_Show
@Brakhe_Show - 13.07.2024 23:40

ናይ ፀሓፊ ሙልጌታ ጥዑምዝጊ መጽሓፍቲ ክትረኽቡ እትደልዩ ወገናት በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም

እስራኤል: +0532290242

ኣዲስ ኣበባ:+251 95 394 5521
+251 90 989 9639

መቐለ:+251 96 262 6136
+251 93 536 2280

ኢንግሊዝ:+44 7908 305158

ሆላንድ:+316 86341965

Ответить