Комментарии:
Sile mintay eyu sile amharay zizareb zelo instead of Oromo
Ответитьenkuea bhiwet haleka btsay edme yhabka zhawey selamn awetn nhzbi tigray enwet nmedherherti
Ответить🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✌👊ጀግና
Ответитьዋዋዋውውው ጅግና ናይ በሓቂ
Ответитьተመስገን ኡካዕ ብሰላም ትመለስኻ ጅግና ዩዳኖስ❤❤❤❤❤❤❤
Ответитьዝገርመኩም ኮሜንት ምፅሓፍ ኣይፈቱን ኔረ ግን እዚ ወዲ በታ ስእሊ እየ ዝፈልጦ 2013 R.P.G.7 ሒዙ ኔሩ ሕዳር ከባቢ ኣሎ ድዩ የለን ኣይፈልጥን ኔረ እንኳዕ ሰላም ወፃእኻ የቀንየልና ደስታ ሾው
Ответитьሃርበኛ ዮርዳኖስ ሕጹብ ማዓንጣ
እንኴዕ ብሂወት ተረፍካ
ዮርዳኖስ መልስዎ
መሰልጠኒ ክኾን ይግበኦ
ሃፍቲ ትግራይ እዩ
👏👏👏❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Ответитьውፃእ መዓት ጀግና ተባዕ ኮሪዓልካ !!!
Ответитьአንታ ብጣዕሚ ፅቡቅ ኢኻ ዘለኻ ዝዓርከይ አይተሸወድካይ።
ОтветитьTdf the hero of the world
Ответитьጅግና ኢካ Viva ትግራዋይ
Ответитьኣታ ደስ ዝብል መደብ ❤❤❤😁😁😁
ОтветитьBitami ena nfetwekan nekbrekan ❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответитьጅግና ተጋዳላይ ትግራይ እንኳዕ ባዓወት ተመለስካ
Ответитьጅግና እንኳዕ ሃለኻ!!
ОтветитьKinat Nay Tigray Kemey Neru Tebelos Harif Eyu Neru, Wa
Ответитьይመቸካ
Ответитьናይ በሓቂ ጅግና
Ответитьጅግና
Ответитьዋው ተመስገን እንኳዕ በህይወት ረኣኹካ
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответить✍️👌🤝💪✌️👏🥰🥰🤝
Ответитьመርኣያ ፅንዓትን ጅግንነትን ሰራዊት ትግራይ
Ответить❤❤❤❤❤❤❤
Ответитьዮርዳኖስ ጅግና ወዲ ጀጋኑ
Ответитьአነ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ሕዋሓት ንመን ነጻነት እዩ ዝቃለስ?
ን50 ዓመት ተቃሊሱ ክንደይ ዕሸል ትግራይ አውዲኦም ንኤርትራ ናጻ አውጺኦም ንታ ጸላኢትና ዝኾነት ኢትዮጵያ አልሚዖም ናይ ሶማል ሰላም አረጋጊጾም ደቡብ ሱዳን ነጻነት ክትረክብ ሐጊዞም ነቲ ዝወለዶምን ዘዕበዮምን ህዝቢ ትግራይ ግን ብጀካ መዓት ከምጹኡሉ ምንም አይገበሩን። ካሊእ ይትረፍ ነቲ ምእንቲ ህዝቢ ህይወቱ ዝህብ ተጋዳላይ እኳ ዝግብኦ ክብርን ነጻነትን መሰልን ዘይህቡ ሐፍቱ ክስኒኳ ዝይፈቅዶ አምባገነናት እዮም። ካብ ትግራዋይ ንላዕሊ ንኻሊእ ብሄራት ነጻነትን መሰልን ዝቃለሱ ናይ አእምሮ ባራዩ እዮም።
1000ዓመት ንበር
Ответитьዮርዳኖስ እንዃዕ ብአካል ረኤናካ ጅግና ሐዉና ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ።
Ответитьሕጂዉን ዕድመን ጥዕና ይሀብካ ተመስገን ንብል ንአምላኽና ።
ОтветитьWel com. Jegna. Hawna
Ответить❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответитьእንካዕ ብሰላም ተመለስካ ጀግና
Ответитьእንኳእ በአዎት ተመለስካ ጅግና ሀወይ
Ответитьጀግና ወዲ ህዝብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ответитьተመሰገንን አምላክ አንኳዕ ብሰላም መፃካ
ОтветитьReally hero
Ответитьእዚ ወዲ ብሂወቱ ኣሎ
Ответитьጅግና ተጋዳላይ ትግራይ እንኳዕ ባዓወት ተመለስካ❤❤❤💛💛💛
Ответитьኣድኡ ጓል ዉቅሮ ኣቡኡ ኣሜሪካዊ!!
I know this hero guy,we were at lachi training centers taking training
ዋዉ:በጣም ያሳዝናል:ለእሕቱ አይደል ወደጣርነት የወጣዉ:ለመሸኘት? ?? በጣም ይገርማል ከነሱ አይጠበቅም: ይሄ ቅናት ይመስላል :: 😢😢😢😢
Ответитьየስንት ልጇች ሒወት ያተረፈ ጀግና ነዉ :
Ответитьቃለ መጠየቕ ቃልሲ ከይተወድአ ጸጥታውሑስ አብዘይኮነሉ የፍርሕ እዩምክንያቱ ካብቶምንትግረይና ዘድልይዋ ሰለዝኮንካ ዝቃለመጠየቕምሰጢርቃልስና ዘባኽንእዩ እምበር ብሂወት ዘለኻአይመሰለንን ነይሩ ተሓጉሰአምላኽምሳኻይኹን እቲሚድያ ነዞምብሰውርጀጋኑ አይተጋልጾም
Ответитьጅግና❤❤❤❤
Ответитьጀግና ወዲ ህዝቢ
Ответить❤❤❤❤❤
Ответитьፅንዓት ሕራነ ኢኻ ዮርዳኖስ
Ответить❤❤❤❤❤❤
Ответитьሓቦኛ ትግራዋይ 🥰🥰✊🇻🇳✊🇻🇳✊
Ответить