ብሽም ጽምዶ ዝመጽእ ሽርሒ ጉርሒ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘይጠቕሞ ፈሊጡ ክቃወሞ ኣለዎ ክደናገር የብሉን ፡፡ !!

ብሽም ጽምዶ ዝመጽእ ሽርሒ ጉርሒ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘይጠቕሞ ፈሊጡ ክቃወሞ ኣለዎ ክደናገር የብሉን ፡፡ !!

Red Sea Eri

55 лет назад

2,399 Просмотров

ንሕና ትማሊ ኣብ ጸቢብ መድረኽ ህዝቢ ትግራይ ክጭፍጨፍ ከሎ ምዕጋብ ሲኢኖም ተኾሊፍና ክብሉከለዉ ካብ ጸቢብ ሃገራውነት ወጺና ኤርትራዊያን ስለዝኾና ነዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጉጅለ ክንድግፍ ኣለና ከይበልና እዚ ኣብ ትግራይ ዝግበር ዘሎ በደል እዩ ፍትሓዊ ኣይኮነን ክኹነን ኣለዎ ብምባል ኩሉ መዳይ ክንገብሮ ንኽእል ክንገብር ኣብጎኒ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ ደው ዝበልና ሕጂ ከም ጽቡሕ ህዝቢ ትግራይ ዘይንደሊ ፡ትማሊ ዝጨፍጨፈ ተኾሊፉ ዘዕገርገረ ከም ደላይ ሰላም ህዝቢትግራይ ክውሰድ ክትሪኢ ከለኻ ዘሕዝን እዩ። #RedSeaEri ኩሉኹም ኣክቲቭስት ተቓውሞ ከትሓብሩ ናይሓባር ስራሕ ክህልወና ይጽውዕ ።ተፈታዊ ሸው፡አሪፒኤም ፡ኣሰናቲቪ ፍናን ኣፕ፡ተዲ ፕሬስ፡ዓደይኮታ፡(ያኣክል መድያ) ነሽነሽ፡ የማነ ኢንፎ፡ኤሪ ሳት፡ዘለናዮ ሸው ፡ርትዒ ሚድያ ፡፡

Тэги:

#ትግራይ_ሰላም #ጽምዶ_ትግራይ #ጽምዶ_ኤርትራ #ጽምዶ_ኣክቲቭስቲ #ጻዊዔት_ሰላም #ኣወል_ሲዒድ #ጽምዶ_ብርጌድ_ንሓመዱ #ኣዲስ_ኣበባ #ኣስመራ_ሰላም #ጽምዳ_ፓርላማ #ጽምዶ_ተቓወምቲ_ውድባት #ጽምዶ_ረድ_ሲ_ኤረይ #ሰላን_ንህዝቢ
Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии: