Комментарии:
🤣🤣🤣🤣🤣😭😭😭😭💊💊💊💊
ОтветитьMerhaba picoc hawey jgna zyad keep it going well 🇪🇷
ОтветитьPicoc👌💯
ОтветитьDendenomuka mezanka iyom dedukrka zelowu hamle.
ОтветитьPinocchino Abo feqri Abo haqi Abo Hadenten 👑😄🇪🇷🌳👑🕊 Tanx neic voice ❤🦻👈
ОтветитьEwa
ОтветитьMen iyu dekiruka abey rekibuka hibey
Ответитьቦሎም ጥራይ ነዞም ደቂ ጦር ። በዓሊ እዚ ለዛይ ብትግራውነቶም ከይኮርዑ ትግርኛና ኣጽርዮም እንዳተዛረቡ ቁርዲድ ኮይኖም ስለ ዘለዉ ከምዘይ ቀርቡና ገርካ ቦሎም ልሓጾም ትለሓጽ ሓፍትብኦም ።
Ответитьሒደግዶ ፒኮክ ክክክክ ተረጋም
ОтветитьEritreawnet kbur mennet 🇪🇷❤️
Picoc hewei Bulux Eritreawi 🇪🇷⭐️👈🏼
Picoc shikor 😂😂❤
Ответитьኣሜን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ОтветитьMerhaba picoc Hawaii ziyad keep it going 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏾🙏🏾
Ответитьፒኮክ ሐወይ እንኻዕ ትርወለድካ አነስ ብጣዕሚ እየ ደመስግነካ አነ ብጥስዕሚ እየ ድስሕቅ ንባዕሉ እቲ ሰሐቅካ ተራቢ እዩ ደው በል 🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷🙏🏽🙏🏽❤🙏🏽
Ответить❤❤😂❤❤❤
ОтветитьDemxhie wawo
Ответить🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ОтветитьSeni
Ответить🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ответитьደቂ ኤይ ተመስገን ረብና አምላክና ንበል ደቂ ሻዕብያ,የሕዋት ሻዕብያ,ዝከና 🙏🏽። ወይ ህዝቢ ትግራይ ዝረክቦ ፒኮኪና 😂በየነ ጠንባር ፍንፊን ሸዉን ገዘኦምን መኪኖኦምን ካሽ ከፊሎም ጨጉሮም ከይተረፈ አብቁሎም ሕልፍ ሐሊፍዎም አሜርካ ብ helicopter ይዛወሩ ብገንዘብ ሐገዝ አደ ትግራወይቲ ብጥይትን ብድሮንን ገሮም ዘጥፍእዎ ህዝቢ ትግራይ ከይአክሎም እዲ ካአ ብዝብላዕ ከሮም ከጥፍኦዎ እንታ ዝበለ ንዕቀት እዩ ግን ናይባሐቂ እክሊ ድዮ አበይ እዮም ሐቢኦሞ ነሮም?አቱም ሰባት ከምዚኦም ጨካናትን ፈተዉቲ ነብሰም የለን አብ ዓለም።አታ እቲ ህዝቢ ትግራይ እዉ ስቅ ኢሉ በዚኦም ዝዕሸዉ።ግን ካአ እንታይ ክገብር ስርቂ ስራሕ እዩ ኢለም መንእሰይ ትግራይ አቀዲሞም አልሚሶሞ ኢዮም ሐንጎሉ አባላሽዮሞ እዮም።እዋይ እዚ ፈታዉ ህዝቡ ክቡር መራሒና ባባና አያና ኢሱ ብዛዕባ እዚ ናይ ሐገዝ እክሊ ኢሎም ዝዕድልዎ ዘለዉ ንህዝቦም እዞም ልሙሳት ፈተዉቲ ነብሰም ሐለፍቲ ጃንዳ አይርአዮ አይስማዓዮ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Ответитьwela an ey zeydgfa eza enternet si picoc arkey bka ternary kemza zelenya xbuq alena endo
ОтветитьCeni ajeka
Ответить😂😂😂😂😂😂❤አዛስ ሓቅካ ኢንተርንት ይትረፈና ህዝባና 😂😂😂😂😂
Ответитьሰላም ቅሳነት ጥዕና ናዓካ ፒኮኪና ወዲ ኤረር 🇪🇷❤️👍💪🏽🙏🏽ስሐቅካ ከም ተረፒ እይ ንካሎኦት ብሕልፊ አብ ዝሐለፈ ጃንዳ ህበይ ዝጀመረቶ መጥፊኢአ ዝኮነ ዉግእ እሞ ካአ ሙስኡ ኮረና ኢሎም ዓጽዮም ዘይንፈልጦ መራፍእ ወጊኦም አደንዚዘም ብጭንቀት ወድኦምና ዝነበሩ ጊዜ ወዲ ኤረይ ናትካ ስሐቅ ምስ ቁምነገሩ እቲ ሐደ ሐደ ጸርፊ ገዲፍካ እቲ ናትካ ትስሕቆ ሳሐቅ ምስቲ ቁምኑገር መስሐቅ እንዳ ሐወስካ ተስሕቀና ዝነበርካ ንክንደይ ሰብ ከም ተረቢ እዩ ነሩ ብናተይ አረአእያ እንዳ ሰሐቅካልና ንበረልና 🇪🇷❤️ እዚ ዓወት ልክዕ ከምቲ ሎቅማጽ ይካአሎ ዝብልዎ ስራሕ ኤርትራዊነት ድሰርሕ ደሎ ይመስል አብ ናይ ብንያም ጸወታ ከም የይ እንዳበለ ከም ህጉስ ዘርእይ ግን ስራሕ ጃንዳ ዘሳሲ እዚ ሎቅማጽ ዓወት ዝብልዎ ካአ ልክዕ ከምኡ እዩ 🇪🇷🇪🇷 ዘለአለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማዕታትና 🇪🇷🙏🏽💪🏽🇪🇷ወትሮ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽
Ответить🎤🎼ቤላ!!
Ответитьkkkkkkkkk 😂😂😂😂😂😂
Ответитьዋዛ ምስቁምነገር ፒኮክ ሓወይ 💕ወዲ ኤሬ🇪🇷
ОтветитьVivasabia Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 ❤🎉❤🎉
Ответить🤣🤣🤣🤣🤣ባኒ ዲዩ ኾሊሱ ዘሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Ответитьፒኮክ ጀንትል ማን ኣነ እብለካ እንኤኹ ኣነ ሓዝሓዝዶ እዘን ኣኽረያ ማይተመናይ ዋጋ የብለንን ቀሻይም ምስ ኣረጋይ ርክብ እኒኤወን ብኪሮስ ቅርሺ ክበካየ ብሱሩ ሓወኒ
Ответитьፒኮኺኖ ኸይሰማዕኹኻ ሰሓቀይ መጽኢኒ ካብ ዝሓለፈ ፕሮግራምካ
ОтветитьMERHABA PICOC HAWAY , BEJAKA SILKI KUTSIRIKA SIDEDELEY HADERA
Ответить❤❤❤
Ответить33333
Ответить222
Ответить