ንጀርመን ምስየእተኽዋ ኣብ ክልተ ወርሓ ጠፈኣ

ንጀርመን ምስየእተኽዋ ኣብ ክልተ ወርሓ ጠፈኣ

JOSIAS DENDEN TUBE

2 месяца назад

113,878 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@okubaygerehans
@okubaygerehans - 18.04.2024 22:56

ኣንታ ደንደን ወረ ናይዛ ቆልዓ ኣምጸልና. ተረኺባ ዶኒ?

Ответить
@rahwagebretnsae8599
@rahwagebretnsae8599 - 18.04.2024 23:59

Egziabher amlak yhagzka zegerm eyu

Ответить
@okubaygerehans
@okubaygerehans - 18.04.2024 23:59

ኣንታ ደንደን ወረ ናይዛ ቆልዓ ኣምጸልና, ተረኺባ ዶኒ?

Ответить
@okubaygerehans
@okubaygerehans - 19.04.2024 00:00

ደንደን ወረ ናይዛ ቆልዓ ኣምጸልና, ተረኺባ ዶኒ?

Ответить
@okubaygerehans
@okubaygerehans - 19.04.2024 00:02

ኣንታ ደንደን ወረ ናይዛ ቆልዓ ኣምጸልና, ተረኺባ ዶኒ??

Ответить
@user-bj8ix9zl7m
@user-bj8ix9zl7m - 19.04.2024 04:55

ካብ ሰበይትን፣ መስተን እንተ ርሒቕካ ነዊሕ ዕድመ ክትነብር ኢኻ ፣፣

Ответить
@user-vu4xz4mv2p
@user-vu4xz4mv2p - 19.04.2024 06:46

Amlakh mèsakha yèkhun hawey deqi anèstiyo ayashu iyen

Ответить
@Muqur-we6di
@Muqur-we6di - 19.04.2024 07:59

ኣብ ኢድካ ይምለሰልካ

Ответить
@WediTesfay448
@WediTesfay448 - 19.04.2024 09:59

ከይ ወለዳ ኣይተምጹ ተዘይ ወሊደን ኣብታ ዘለዉኣ ሃገር ፍትሕወን ::

Ответить
@abduibrahimmohd8739
@abduibrahimmohd8739 - 19.04.2024 13:35

Kemzi aynet nay privat abzi mqrab trgumu antay eyu

Ответить
@Alexand188
@Alexand188 - 19.04.2024 16:04

Enku kedtelka kale tomro😅

Ответить
@MehariGebrebrhan
@MehariGebrebrhan - 19.04.2024 21:28

Ajoka hawey natey❤

Ответить
@josibrhane4058
@josibrhane4058 - 19.04.2024 23:04

Entay Yu Sielkum share tiblo Gega Tay yu social media kigebrelka hji Baelka Fetika temeriekaya Amxiekaya hji Tay tbl aleka Himum...

Ответить
@B12d17a
@B12d17a - 19.04.2024 23:26

ቀቲልዋስ ተኮነ ???

Ответить
@GhirmayKahsay-vm2os
@GhirmayKahsay-vm2os - 19.04.2024 23:52

This person story does not make sense

Ответить
@yacobhaile2055
@yacobhaile2055 - 20.04.2024 04:45

Hahaha funny hade fara selezekonka eya keliateka tsebuke geberetka fara gual adey kea tebel adi zeybelka teref tsebuk konka kelbie

Ответить
@semereerivlogs2485
@semereerivlogs2485 - 20.04.2024 15:25

Hireda

Ответить
@Zegowitzfamily
@Zegowitzfamily - 20.04.2024 16:19

It could be anything .what if some one else did something that is very very sad praying for you

Ответить
@Zegowitzfamily
@Zegowitzfamily - 20.04.2024 16:27

Telephone track can help.dont wait long

Ответить
@Zegowitzfamily
@Zegowitzfamily - 20.04.2024 16:27

Facebook Instagram social media it help.

Ответить
@user-yx9zb4eh5k
@user-yx9zb4eh5k - 20.04.2024 18:31

Wow wow good job brother ❤❤❤❤

Ответить
@user-dc5wg9hw1l
@user-dc5wg9hw1l - 20.04.2024 19:04

ለባም ርኢቶ በርትዕ

Ответить
@Himunich
@Himunich - 20.04.2024 23:18

I am habesha but grown up in German …listing this …I know a similar case …and the guy was found 30 years later dead , someone killed him and throw him in the field !
Don’t give up …you need to go often to the police , even if she is over 18 …after weeks they will start to look after her if no one saw her after weeks !
This case sounds not right …the police need to investigate!
He can text me if he needs help

Alles gute und viel Glück an ihm und die ganze Familie !
Gott sei bei ihr , hoffentlich geht es ihr gut 🥺♥️

Ответить
@user-gb9wc3gw4e
@user-gb9wc3gw4e - 21.04.2024 12:07

ኣድንቀካ የ ግን ብሓቂ ስብኣውነት ወዲ ዓበይቲ::ኣጆካ

Ответить
@SamsomAraya-mc4lg
@SamsomAraya-mc4lg - 21.04.2024 15:52

ናይ አዲሳበባ ደአ ሕማቅ ለሚደን እንድየን መድሃኒት ዘግዝፍ ነዚይ ንብረቶም
ወወሲዶም አፍሪቃዉያን ኢትዮብያዉያን ምስ አግፍሕወን ናትካ አይጠቅመንን እዩ ስለዚይ
እዞም ካብ አዲስ አበባ ተመሪዒኹም ተምጽኡ እዝጊሄር ዝጸልአልኩም ኢኹም 😕😕😕😕😕😕😕😕😕

Ответить
@samiraboehm2381
@samiraboehm2381 - 21.04.2024 23:52

Rgumat dekianstyo... Metsiom yewrdelkin... Abey keytiemekin. Ufffffff 😭

Ответить
@teclenegash2750
@teclenegash2750 - 22.04.2024 01:19

ኣሜላኽ ይሓግዝኮ

Ответить
@user-sf4rq3sc9s
@user-sf4rq3sc9s - 22.04.2024 10:08

❤መሳገሪ ንጀርመን ድልድል እያ ገራትካ ንጥቅሚ እንበር ፍቅሪ አይነበራን ድሌታ ምስረከበት ቻው ከይሪኢካ ኢላትካ ምክንያቱ ፍቅሪ ፍፁም የብላን❤

Ответить
@user-kc4mj9nq2c
@user-kc4mj9nq2c - 22.04.2024 16:51

ሽማን

Ответить
@yonesyemane8723
@yonesyemane8723 - 22.04.2024 18:02

Eza gale xbuk gare yfelta eya ab adis . Ayat zbehal gezawti .eya tkmet.neyra.tefia zeykonet.kone eila eya tefia zela.

Ответить
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay - 23.04.2024 09:57

እዛቆልአ አዲስ አብ አያት ፀበል እያነይራ ጨዋ እያ ነይራ እንታይ ዳአ ኮይና

Ответить
@gebrehiwetabraham7399
@gebrehiwetabraham7399 - 23.04.2024 20:38

ኣብ ውሑስ ቦታ ክትህሉ ተስፋንገብር!! ግና ኣጆኻ ከይታሓለልካ ዳሃያ ግበር።

Ответить
@fikerfiker7922
@fikerfiker7922 - 24.04.2024 01:37

I do believe she planned it and she maybe will go to other European country,
That’s sad sorry bro God will give you the right person at the right time.
Maybe she wasn’t meant to be

Ответить
@user-gz7vb9vz9i
@user-gz7vb9vz9i - 24.04.2024 11:17

እሰይ ገበራኹም ካባኹም ንላዕሊ ጠላም የለን መን ይፈልጥ ማስቃ ናይ ካልእ ጓል ኣነስተይቲ ኣሕሊፉ ሂቡካ ይኸውም ኣነ 2ተ ዓመት ሙሉእ ብእምነት ብዝኣተወለይ ቃል ልበይን እምነተየንን ደርብየ ተፀብየዮ ብዘይካ ፍቕሩ ዋላሓንቲ ታዕሪፋ ዕውርቲ ኣየሕለፈለይን ክልእኸልኪ እንተይሉኒኳ ኣይደልን እየ ዝብሎ እቲ ምንታይ ብዙሕ ዝሕገዙ ስድራ ስለዘለዎ ንኽንደይና ክኾን ካብ ዝብል ድንጋፀ ኣየፀገምኩልን ንሱ ግን ባዓል ሓዳርን ንሳ ፕሮሰስ ጌራ ከምዝወሰዶቶን ሃንደበት ኣብ fb ናይ እንኳዕ ደስበለካ መልእኽቲ ብዘመሓላለፈሉ ዓርኩ እየ ፈሊጠ ኣነ ግን ዋላ ሓንቲ ሕማቕ ከይሓሰብኩ ካብ ሂወቱ ወፅየ ትውሰዶ ደኣ እምበር ምሳኣ ክቕፅል ከምዘይደሊ ብዕድመ እውን ከምትዓብዮ ምሳይ ክነብር ከም ዝደሊ በቲ ጣፍ ዝቖሉ መልሓሱ ከእምነኒ ፈቲኑ እንተኾነ ግን እምነት ሓንሳብ እንተተሰይራ ከም ብርጭቆ እያ ምንም ንዑዑ ኣሚነ ዝጓዓዞ ሂወት ከምዘየለ ነጊረ ሰናይ ተመንየ ተፈልየዮ ብዙሕ ከበላሽወሉ ዝኽእል ነገር ነይሩ ግን ክገብሮ ኣይመረፅኩን ኩሉ ነገር ንኣምላኽ ሂበ ተፈልየዮ ካሕዳም ሰብ ክልተ ሰለስተ ግዜ እዩ ዝብድለካ ካብቲ ንሱ ዝብድለካ ንላዕሊ ኣብ ሂወትካ ኣወንታዊ ሓቀኛ ፍቕሪ ሒዞም ማዕፆ ልብኻ ንክትከፍቶ ንዘንኳሕኩሑኻ ሓቀኛ ሰባት በቲ ዝካሓደካ ካሕዳም እንዳመዘንካ ሕራይ ከይትብሎም ይገብረካ ናይ ኩልግዜ ፀሎተይ ድማ ፍቕሪ ገፊዕካ ኬድካ ፍቕሪ ፀዊዕካዮ ኣቤት ኣይበልካ ፍቕሪ ዝራኣየ ዓይኑ ይብራህ እናበልካ ንበር ኢለ እየ ዝረግሞ እስካብ ሕዚ እውን ከምቲ ኩሉ ወድኣዳም ድሕሪ ሓዳር ዝፅበዮ ዉላድ እዩ ውላድ እውን ኣይረኸበን ኮታስ ንዓይ ኣይጣዓመኒ ንዑዑ ኣይጣዓሞ ብኡኡ ድማ እየ ኣወዳት ከምዚ ክብደሉ ምንም ዘይድንግፀሎም

Ответить
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 - 24.04.2024 23:30

ኣታ ወዲ ሱቕ ኢልካ ሃለውለው ኣይትበል ! ዋጋ ጥልመታ ክትረኽቦ እያ። ረስዓያ ብዛዕባኣ ኣይትሕሰብ፡ ትኾነካ ድለ።

Ответить
@21cent.ERITREA
@21cent.ERITREA - 25.04.2024 02:38

6 ዓመት ፡ ን ኣዲስ ተመላሊስካ፡ 6 ዓመት ክራይ ገዝኣ፡ 6 ዓመት ቀለባ፡ ናይ 6 ዓመት መምሃሪኣ፡ ናይ 6 ዓመት ክዳና፡ ናይ 6 ዓመት ገንዘብ ኣብ ጁባኣ፡ ናይ 6 !ዓመት ተለፎን ምድዋል፡ ናይ 6 ዓመት ካብ A-Z ዓይነት ቴሎፎን፡ ናይ 10 ዓመት ዘብልዕ ድግስ መርዓ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ናይ 6 ዓመት ወረቐት ዘሳልጥ ጠበቓ፡
ናይ 6 ዓመት ወርቃዊ ግዜኻ፡
ዘሕዝን ኢዩ። ደቂ ኣንስትዮ ሓቀን ኢየን፡ ምኽንያቱ ኣብዚሕኩሞ፡ ቁሩብ ኣይትሓስቡን ዲኹም። ባርያ ክከውን ኢየ ዝበለ ፍርዱ ንሳ ኢያ። ስለዚ ሕጂ እውን ሓፍተይ ኢያ ኮ ትብል ዘለኻ፡ ጌና ኣይተማሃርካን። ሓፍትኻ ኣይኮነትን ፡ ጓል ዓደይ ኢያ ትብሎ ዘለኻ፡ እሞ ሃየ ሓፍትኻ ዶ ከምዚ ጌራ ትህምኾካ ኢያ። ጓል ዓድይ፡ ጎረቤተይ ክትብሉ ነተን መሳኪን ትሰግርወን። እሞ ሃየ፡ ሓፍተይ ትብላ ኮ ትገዽድ። ስለዚ ንስኹም እዉን ጌጋ ኣሎኩም። ኣነስ ካብተን ጽጉማት ኣብ ጎደና ዘለዋ ምምጻእ ይሓይሽ ይብል። ንሳስ ሽግራ እካ ትፈትሓላ። እዚኤን ከ በሊዐን ዛጥ።ጓል ዘመድ ዓዲ ጎረቤት ኣይትፈልጥን ኢያ። ንሳ ዘመዳ ገንዘብን ፡ ምህላልን ጥራይ ኢዩ። ስለዚ ተማሃሩ ለብሙ፡ ስድራኹም እለዩ፡ ንነብስኹም ኩኑ። ሰበይቲ 6 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣቐሚጥካ ዶ ይድቀስ ኢዩ። ወደሓንኩም።

Ответить
@semiraawelkhar601
@semiraawelkhar601 - 26.04.2024 11:46

😭😭😭😭😭😭😭

Ответить
@semiraawelkhar601
@semiraawelkhar601 - 26.04.2024 11:48

Amlak msaka ykun meda hawey 🙏🙏🙏

Ответить
@user-sh4yh8tm4x
@user-sh4yh8tm4x - 26.04.2024 13:43

እፍፍ አታ ክንደይ ይጭክና እየን ብስምአብ😢😢😢

Ответить
@MulueHagos-xt2di
@MulueHagos-xt2di - 26.04.2024 16:53

M.tsbuqe.hto

Ответить
@truth3960
@truth3960 - 26.04.2024 22:51

Atum sebat kigebr zeykiel ayimeraw

Ответить
@ElltaAraya-wi7ok
@ElltaAraya-wi7ok - 26.04.2024 23:16

Nice mar adiqka athsasbaka temlisatikawun terada mersey wanaka ngeru

Ответить
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 - 27.04.2024 11:05

እፍፍፍፍፍፍፍ ዋይ የሕዋተይ። ትን አዋልድ መስጣ ዞም አወዳት ይውድክን። አጀኻ አምላኽ ምሳኻ ይኹን🙏🏾

Ответить
@ibrahimsalih6286
@ibrahimsalih6286 - 01.05.2024 14:47

😮6 ametat dea mekelekakeli yiwesid neyra. Eza gual mis wedi Tiena ala tibil Henti Eden tibhal. Police Europe kitehababuruka ayetihseb. Gin nata key semaeka mifrad ayekewinin eu. Eziom ab Ethiopia temerioyom keyweleda zemxuwom yigbeom eu.

Ответить
@ruthhaile7030
@ruthhaile7030 - 03.05.2024 05:55

አቱም ሰባት ዛጓል ገለ ገጢሙዋ ይኸውን ወይ ገለ ዓፊኖም ወሲዶምዋ ይኾኑ ፈሊጣ ከምዝወፀት አምሱሉ ወሲዶም ቀቲሎምዋ ይኾኑ በጃኹም አይትፍረዱ ከይርኣኩም ከይሰማዕኩም፡ተኪኢልኩም ፀልዩላ ኤርትራውያን ግን ችኩላት ኢኹም።

Ответить
@abelabreazy9498
@abelabreazy9498 - 09.05.2024 08:36

Ajoka zhawey xbuk zereba

Ответить
@hiritytesfagaber3209
@hiritytesfagaber3209 - 17.05.2024 09:17

Oyi anita egzabher aytferhen dikin
Kidsni entetemalia sebi qeyra ala
Niaka zibelo amlaki yfeliti

Ответить
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya - 13.06.2024 08:46

እዞም ዋጋ ከፊሎም ኣብዚ ዘብጽሑኽን ጠሊምክን ትኸዳ ኣብ ዝኸድክንኦ ኣይጥዓምክን😢😢😢😢😢

Ответить
@user-mm4yh4sv6u
@user-mm4yh4sv6u - 13.06.2024 12:55

ሓወይ ናተይ እዚ ዘረባኻ ጥዕም ቕኑዕ ልቦና ዝመልኦ እዩ ምናልባት እዛ ሰብ ሰብ ሙዃና ከይተርፍ ሕማቅ ክገጥማ ይክእል እዩ ኣይግበሮ ሓፍትና እያ ፡ግን ድማ ልቦናካ ርእያ ክፉእ ሓሲባ ተኮይና ግና እንቛዕ ብኣጋካ ንዝምልከቶ ሓበርካ ስድርኣ ይኩን ፖሊስ ፡እዛ ሰብ ልዕሊ ዕድመ ክሳብ ዝኮነት ድማ ሓላፍነት ናታ እዩ ዝከውን ፡ንስካ ካልእ ኩነታታ ክትብል ድማ ካልእ ሽድሽተ ዓመት ከይትውስክ ንስድራኣን ንዝምልከቶ ሓቢርካ ሓዳርካ ግበር ፡እንበር ፈሊጡ ዝደቀሰ ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ ፡ግን ድማ ክሓተካ እዛሓፍትና ብምጥፍኣ ንስካ ጥራይ ዲካ ደዊልካ ትሓቶም ንስድርኣ ፡እወ ተኢልካ ግና መልሱ ኣብኡ ኣለካ ኣይትድከም ፡እዛ ቆልዓ ድንገት ጠፊኣ ተኮይና ግና ስድራኣ ክድውሉ ድቃስ ምከልኡካ ኔሮም ፡ስለዝስ ብወገነይ ዝገበርካዮ ጻማካ ብኣምላክ ተከፈሎ መዓልቱ ሓልዩ ብሂወት እንተላ ድማክትሕመሎ ክትከፍሎ እያ፡፡ብወገን ስድርኣ ድማ ዋላ ተፈለጡ እቲ ሓዳር ኢድ ክህልዎ ስለዝክእል ደሃይ ጓሎም ረኪቦም ክሕቡርካ ኣይትጸበ ምክንያቱ ጉሂካ ኣብ ልዕሊ ጓሎም ሓደጋ ከይተውርድ ስለ ዝሰግኡ ፡ እዛ ሰብ ነቲ ወረቃቅቲ ዝገደፈትሉ ምክንያት በኣይ ወገን ኣብ ካልእ ሃገር ኢዳ ክትህብ ኢላ ትከውን እያ ፡ነዛ ሓፍትና ብሂወትን ብጥዕናን ነዓካ ድማ ሓጎስ ደስታን ክፈጥረልካ ኣምላክ ይምነ ኣጆካ ኩሉ ካብ ኣምላክ እዩ፡፡ክትገብሮ ትክእል ጌርካ ኢካ መምሃሪ ብምግባርካ ለባም ሙኳንካ እዩ ዘርእይ ፡ሰላም ነዓካ ንኣዳልውን እዚ መደብ ድማ ግዜ ይሓጽር ኣሎ ሓሳባት ምሉእ ክከውን መደባትካ ኣስፍሓዮ ወሰሓንካ ቻው

Ответить
@user-wv1xl4cx6o
@user-wv1xl4cx6o - 15.06.2024 06:07

Ewayyy haway

Ответить