#zaramedia - ዘይተሰምዑ ሚስጥራት ውዕል ፕሪቶሪያ'/ኣብ ፕሪቶሪያ ዝጠርጠርናዮም ተደራደርቲ/ ዝቐፀለ ስጉምቲ ግምት'ች - 09-06-2024

#zaramedia - ዘይተሰምዑ ሚስጥራት ውዕል ፕሪቶሪያ'/ኣብ ፕሪቶሪያ ዝጠርጠርናዮም ተደራደርቲ/ ዝቐፀለ ስጉምቲ ግምት'ች - 09-06-2024

Zara Media Network -ZMN

1 месяц назад

50,239 Просмотров

Ссылки и html тэги не поддерживаются


Комментарии:

@SisayWaregay-yc2kv
@SisayWaregay-yc2kv - 07.09.2024 19:20

ፅቡቅ

Ответить
@TheUnbroken-m4u
@TheUnbroken-m4u - 07.09.2024 21:41

ወይ ዛስልጣንየ አነ እየምበይ ንሳሞ አይፈተወትናንየ ኢሉ ዘወር ክብል አለዎ ህወሐት።

Ответить
@GebregergsGeb-oi4ml
@GebregergsGeb-oi4ml - 07.09.2024 21:44

ሰላምሰላም/ሰናይግዜስራሕ።

Ответить
@kahsaygesesew5132
@kahsaygesesew5132 - 07.09.2024 22:06

እስታሌም ጅግና እኻ ሕውሓት ግን ዶማ ሞኻኖም ዝፈለጥኩሉ ሳዓት ውዕል ፕሮተርያ ክደራደሩ ዝላኣኹዎም ሰባት እን ፃድቃን እና ኣሰፋ ኣብረሃ ክልእኹ ቶሎዉ ሹዑ እዮም ዶማ ምኻኖም ዝፈለጥኩ ሕውሓት

Ответить
@TiyonAwet
@TiyonAwet - 07.09.2024 22:24

አጆካ ሕዝውን ክንዕወት ኢና

Ответить
@MengistuBeletu
@MengistuBeletu - 08.09.2024 00:32

Stalin he is from ADWA they seaport him with Moany he is stupid guy.

Ответить
@Wedizom123
@Wedizom123 - 08.09.2024 04:47

ኪዳነ ኣመነ ሓደ ከምዙይ ኢሉ ነይሩ
ንኣበይ እና ደወሉ ኣነ ይሕሸካ ኣነ ይሕሸካ ይብልዎ ኣለው ዝበሎስ ሓቂ

Ответить
@MGatEre
@MGatEre - 08.09.2024 05:34

ስታሊን ህዝቢ ዓጋመ ፀሪፍካ

Ответить
@aregawihailemariam3273
@aregawihailemariam3273 - 08.09.2024 07:20

እቲ ንሽመኛታት ደብዳበ እንዳፃሓፍካ ካብ ሓላፍነት ምብራር መርኣያ ኣባገነንነቶም ዘመላኽት እዩ። ህዝቢ ዝውክል ቤት ምኽሪ ዘሸሞ ባዓል ስልጣን ምብራር ባዕሉ ንዕቀት ኣብ ህዝቢ ዘለዎም ምኳኑ ዘመላኽት እዩ። ብተወሳኺ ቤት ምክሪ ከፍርሱ ድልየት ዘለዎም ምኳኑ መርኣያን መፈተንን ዝጥቀሙሉ ዘለው እዩ።

Ответить
@kedirhumedawel5589
@kedirhumedawel5589 - 08.09.2024 09:19

ሓሳዊ ወገነኛ
ፈላላዪሃይማኖት

Ответить
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc - 08.09.2024 10:44

አታ ኢሰታሊን ዘለኻዮ ሰራሕ ገዲፍካ ናብ ትግራይ ንዓ ሰለዚ አብ ወሰን ኮይንካ ህዝብ አይታዋዲእ ሰለዚ ህዝብ ካብ ሐደ ጉጅለ መግዛእት ክወፅእ እዮ ዝደሊ ዘሎ ትግራይ አብ ሐደ ዓመት ክልተ ግዜ ካብ ሰልጣን ዝወረደ እንደጋና ይምረፅ አነ ዝገርመኒ ደብረፅዮን ብምንታይ እዮ ናይመሪሕነት ቁመና ዘይብሉ እዱ ጥራሕ ንላዕሊ እናውፀአ ዝውዕል አነ ዝበሎ ህወሐት አበላት ሰም ናይ ምውፃእ እት ናይ መጀመርያ ናይ ፓለቲካ መሳረሖኦም እዮ፣ንሶም ሰብ ምድሃል ሰረሖም እዮ፣

Ответить
@SalimAhnnan
@SalimAhnnan - 08.09.2024 17:22

እስታሊን ተኸፋሊ ህዋሓት ዘረኛ ኢኻ።ንህዝቢ ዓጋመን ራያን ቴንቤንን ሾርት ሚሞሪን ብገንዘብ ዝተዓሰበን ኢልካዬ ኢኻ።መዓልትኻ ተፀበ ሩኹስ ሰብ።

Ответить
@yemanetesfaye2108
@yemanetesfaye2108 - 08.09.2024 18:22

እድዋየአኽለኹም 50 ዓመት እኹል እዩ እትም ዘረኛታት ሕዝብና ወድእኹሞ ያአኽለኩም ሰብ ነቅሑ እዩ፥

Ответить
@teklayzenebe1928
@teklayzenebe1928 - 08.09.2024 19:31

አለም እዩ ዝሸሞም ነይሩ ቤት ምኽሪ መዓዝ ሽይሙ ይፈልጥ

Ответить
@hagoskahsay8634
@hagoskahsay8634 - 08.09.2024 21:11

ሓሳዊ በሎ እስካብ ሀዚ ኣበይ ነይሩ ኮነ እልካ ስም ምጥፋእ እዩ።

Ответить
@rimeydejen4140
@rimeydejen4140 - 09.09.2024 05:46

ህወሓት ናይ ህዝበ ውድብ እዩ ብህዝበ ይንፀግ ወይ በህዝቢ ይድገፍ ።

Ответить
@rimeydejen4140
@rimeydejen4140 - 09.09.2024 06:05

እዚ ሙሰኛ ንምንታይከ ናበዝሓላፍነት አተወ? ትግራ ሐቂ ድያ ሰብ ሲኢና?

Ответить
@girmayyohannes
@girmayyohannes - 09.09.2024 06:44

እዚኣ ስሓቅ ውሽጢ ሑሩር

Ответить
@girmayyohannes
@girmayyohannes - 09.09.2024 06:46

ደብረፅዮን መንጆሪኖን ካብ ጣብየ ናብ ትግራይ ዝሕምሱ ዘለው

Ответить
@HilufGslassie
@HilufGslassie - 09.09.2024 07:04

Ответить
@geturedai5831
@geturedai5831 - 09.09.2024 08:49

ስኽበል ሓሳዊ ሓቀኛ ትመሰለኒ ነርኻ ለከሰ ተኸፋሊ ናይ አለም እኻ

Ответить
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f - 09.09.2024 12:51

መንግስቲ መንግስቲ ክመስል ግድን እዩ። ኣብ ወረዳን ጣብያን ምንም ሕጋዊ ዝኾነ ቤትምኽሪ የለን። ንህዝቢ እንተትድግፍ መሐሸካ። እቲ ህዝቢ ተረዲእዎ እዩ ኦሮማይ። ዘበናዊ መስፍንነት ይትረፍ።

Ответить
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f - 09.09.2024 12:52

Please try to be neutral!

Ответить
@endlessefforts6015
@endlessefforts6015 - 09.09.2024 13:13

# ናይ ስብሓት ነጋ tplf ብቤተሰባውነትን መውስቦን ዝቆመት ንውልቃውን ጉጂላውን ረብሓኣ እምበር ካብ መዓስ ያ ንናይ ሓባር ብሄራዊ ረብሓና ተቃሊሳ ትፈልጥ ??? Game is over !

Ответить
@ከክብከክብ
@ከክብከክብ - 09.09.2024 13:29

❤❤❤❤❤❤❤❤

Ответить
@Habesha2010
@Habesha2010 - 09.09.2024 14:42

መን ኪመርህ ከሎ እያ ህወሓት ትህልው መን ኪኸውን ከሎ እያ ትፈርስ? ከምቲ ሓደ ተሳታፊ ዝበሎ ምስ ሰበይትኩም ምስ ውሻኹም 50 ዓመታት መርሕኩምስ ሐዚ ናይ ጌታቸው 1ዓመት መርዘን ርእሲ ኮይናትኩም? ህወሓት ብዓይለታዊያን ተዘይትመርሓ ትፈርስ ኣላ ዝብል ተሃለወ እሞ ህወሓት ናይ ዓይለታዊያን እያ ሞ ህልም ትበል ትፍረስ ትቀበር።

Ответить
@samimesele-k2p
@samimesele-k2p - 09.09.2024 15:44

አ ቃ ጣ ሪ አይቱኩን

Ответить
@nathangurja7323
@nathangurja7323 - 09.09.2024 20:51

ኢትዮጵያ በትንኩም ሃድምኩ ሓው ሕዝኩም ናብ ህዝብ ትግራይ ናብ ገዝኡ አትኩም
ብዙሕ በደል በፅሑ ነዓኩም
ጉዳኩም አይኮነን እታዝተረፈት
ትግራይ ክትብትንዋ ከም ሰጣን
ቀትር

Ответить
@nathangurja7323
@nathangurja7323 - 09.09.2024 20:53

የአኽለካ ወድሐውበይ ሐዝስ
ትግረዋይ መራሕ እና ንደል

Ответить
@ZinabuAddisu
@ZinabuAddisu - 09.09.2024 21:15

ሰታሊን አይናችሁን ጨፍኑ ለሞኛችሁ የሚለው ቢቀርብህ እንፍስሀ ሲኣቀርቡት አንቀፅ ታደርገው አለህ ሌላሰው የሚጠረጠር እናንተ ጡሩ የመናገር ችሎታ ሰላላችሁ ይህን ምላስ ተጠቅማችሁ ታናንቃለቹ ሰተት ነው

Ответить
@ZinabuAddisu
@ZinabuAddisu - 09.09.2024 21:19

አንደኔ የባሰ ድርጂቱን እንጠላው አታድርጉን እባካችሁ ከናተ የተሻለ ለትግራይ ህዝብ ደማችንን አፍስስን አካላችን አጉድለን የልጂነት ግዚያችንን ያሳላፍ ነን

Ответить
@ZinabuAddisu
@ZinabuAddisu - 09.09.2024 21:25

ፍስሀ አሁን አንተ ሰልጣን ፈልገህ ነው ከፃድቃን ንላዓሊ ተቃሊስኻ ኢኻ በጣም አይናችሁን በጨው አጥባችሁ እኛነን ሰትሉ አታፍሩም እኔ ደብረፂወን ቢናገር ብዙም አሰታያየት የለኝም እናተ አባሉእና ተጋዲልኩ ብጀካ ናህና ማንም የለን ትብሉ መህፈሪ

Ответить
@ZinabuAddisu
@ZinabuAddisu - 09.09.2024 21:29

አንታ አሀን ጋዜጠኛ ነህ ድረጂት ነህ አልገባኝም እኔ ታዘብኩህ በራስህ አደበት በድርድሩ ትዲኤፍ ነው እንጂ ሀወሐት የለም ብለህ አሁን ደግሞ ካለ ህወሐት ማንም የለን ጉድ ነው

Ответить
@Kehase-v4q
@Kehase-v4q - 10.09.2024 03:40

ጅግናና ኢኻ ግን ተጋሩ ንኹን

Ответить
@hagosniguse-x6r
@hagosniguse-x6r - 11.09.2024 07:49

ሓሳዊ እኻ

Ответить
@GebrelibanosGebreeyesus
@GebrelibanosGebreeyesus - 11.09.2024 12:33

ስታሊን ነክብረካ ንፈትወካ ኢና ነገር ግን ስልጣኖም ተጠቂሞም ህዝቢ ዝረግፁን ዘጋፍዑን ከ እታይ ይገበር? ቤትምክሪ እናተባሃለ ህዝቢ ይረበሽ? በል ግምት ኣብ ፅቡቅ ኩነታት እዩ ዘሎ ዕንቅፋት ግን ይበዝሖ ኣሎ። ንህወሓት ናይ ትግራይ ህዝቢ እያ ናይ ክልተ ሰለስተ ሰባት ኣኮነትን።

Ответить
@HenokTeklayHidru
@HenokTeklayHidru - 11.09.2024 14:35

ስታሊን ) ሓሳዊ ሽምካ ዝሕፈርካ ሰብ ኢካ ኮ

Ответить
@HenokTeklayHidru
@HenokTeklayHidru - 11.09.2024 14:37

ዓባስ

Ответить
@HenokTeklayHidru
@HenokTeklayHidru - 11.09.2024 14:39

ንስኻ ኸ ኣበይ ኔርካ

Ответить
@tigisttesfay1804
@tigisttesfay1804 - 11.09.2024 19:59

ኣዳሊኻ ናብ ህወሓት። ነፃ ኹን

Ответить
@tigisttesfay1804
@tigisttesfay1804 - 11.09.2024 20:02

ዶር ፍሰሃ ግንዛ ስልጣን ከይተሳኸዐትሉ። Mr Garlic

Ответить
@UmrakubaProject
@UmrakubaProject - 12.09.2024 10:45

ኣብ ህወሓት ዘሎ ምክፍፋል ናይ ስልጣን'ምበር ናይ ረብሓ ህዝቢ ከምዘይኮነ ግሉፅ'ዩ። ንስኻ ብሽም ናፃ ሚድያ ኣገልጋሊ ውልቀሰባት ኮይንካ ክትቀርብ ብሓቂ መስደመም'ዩ። ፅቡቅ ግርድና ይግበረልካ።

Ответить
@Anonymous-iy2ew
@Anonymous-iy2ew - 12.09.2024 11:08

አቱም ደቂ ኣድዋ ጠጠው አብሉ። ጌታቸው ረዳ ሕዋህት ብክእለቱ እምበር ወዲ ራያ ስለዝኮን አይኮነን ሸይማቶ። ከምአጋጣሚ ኾይኑ ጌታቸው ወዲ ኣድዋ እንተይኮነስ ወዲ ራያ ኾይንኩምስ ብሓንቲ ዘይተሓሰበት አጋጣሚ ናብ ላእሊ ምውጽኡ ጸላእላ አቢሉኩም። ዘይተሓፍሩ ሰባት! ግደፉ ጠጠው አብሉ! ስታሊን ጠጠው አብል!

Ответить
@KirosHadish
@KirosHadish - 12.09.2024 12:19

እሰታሊን ከምጋዜጠኛ ከመቲ አብሽግር ትግራይ ትገብሮዝነበከ ሕጂ ድማ ወገንተኛ አይትኩን

Ответить
@KirosHadish
@KirosHadish - 12.09.2024 12:45

አይተክፍእ እሰካ ቦለቲከኛ አይተኩን

Ответить
@FunnyOutdoors-wi7gw
@FunnyOutdoors-wi7gw - 12.09.2024 17:56

እስታሊን ኮይንካ ድዩ ጥሒልካ ሰብ ሙሉእ ዘይብሉ ምኻኑ ረሲዕናዮ ዝነበርና ኣባኻ ኣስታዊስካና እቲ ደኩተር ትብሎ ዘለኻ ምስቶም ጀጋኑና ምፑሳትኻ ለካስ ኣሉላ ረጊሑ ዘባረረካ ኡዚ ተረዲኡ እዩ ቅልዕ ኣቢልካ ኣውፂእኻያ ኣነግ ዝብለካ እቲ ጅግና ጀነራል ብሕማቕ ኣይተልዕሎ ንስኻን ከማኻ ዝበሉን ኣብዚ ደረጃ ንክትበፅሕ ሙሉእ ሂወቱ ናወፈየልካ ጀ.ኔራል እዩ ስለዚ ኣደብግበር ምኽረይ ግን ክልግሰልካ ኹሎም ሓደእዮም ኩሎም ገምግሞም ከባቢ ኣየጥቕዕኻ ኣነ ዝገረመኒግን ደኩተሩ ኣልጋ ወራሽ ኢልካ ፀዋዓዮ ኩሉ ይዋሃበካ እዩ መን ንኸመይ ከምዝተቐመጠ ሀዚግን ግልፂ ኮይኑ መፂኡ ንስኻ ግን :: ????????

Ответить
@Ethiopiakelelew
@Ethiopiakelelew - 13.09.2024 08:13

ስታሊን ሓውና በጃኻ እዚኦም ኩሎም ነናይ ባአሎም ጉጅለ ንጥቢ ንምቑፃር ዝጎዩ ፎከስቲ ሰባት እዮም ኣይትእመኖም። ዮሃንስ ብኣጠቓላሊ ጉጅለ ደብረፅዮን ከምኡ ዉን ጉጅለ ጌታቸው ንትግራይ ዝጠቅም ሓቃዊ ቁምነገር ዝለዎ ዘረባ ሕዞምልካ ኣይመፁን። ንስኻ ግን ጅግናና ስለዝኾንካ ካብ ክልቲኦም ጉጅለታት ነፃ ኾይንካ ንትግራይና ኣብዝጠቅም እምበር ነዞም በሊዖም ዝይፀግቡ ጉጅለታት ንየው በለልና። ተስፍ ቖሪፅና ኢና በቃ ኣየድልዩናን። ህዝቢ ትግራይ ክጥንቅቕ ዘለዎ በዝኦም ጉጅለታት ክከፋፈል ኣይግባእን ህዝቢ ናብ ሓደ ኣምፅእኻ እቶም ብስልጣንን ጥቕምን ዝተፈናጨሉ ጥቕመኛታት ምስጓግ ትሓይሽ።

Ответить
@dargealem
@dargealem - 14.09.2024 08:46

ሚድያ ናይ ሚድያ ሞያ ኣኽብሩ ክኸይድ ይግደድ ኣብ ሓቃዊ ዓለም።
ሓቃዊ ዓለም ክፍጠር ውን ሚድያ ዓብዪ ግደ ኣለዎ። ግና ሚድያ ከም ውልቀ ሰብ ጫፍ ደጋፊ ወይ ከዓ ጫፍ ተቃዋሚ ክኸውን ከሎ ካብቲ ሞያ ከምዝወፀ ሓባሪ ኣየድልዮን። ሚድያ ኣብ መንጎ ህዝቢን መንግስቲን ሞንጎ ኮይኑ ምሰርሐ ይሐይሽ ።ግና ስታሊንን ሃይለ ደደብን ካብዙይ ወፅኦም ኣለው። መንእሰይ ትግራይ ብዝነበሮም ናይ ሚድያ ዕድል ናብ ሓዊ ምስ ጠጠቁ። ስለዚ ህወሓት ፓርቲ ምዃኑ ከም ዕረ እናመረረኩም ውሰድዋ። ሃፍቱ ፣ፀጥታኡ ናይ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ።
ሉኣላዊነት ናይ ህወሓት ኣይኮነን።
ሓይሊ ፀጥታ ናይ ህወሓት ኣይኮነ።
ምሕደራ ሃፍቲ ናይ ህወሓት አይኮነን።
ርክባት ምስ ፈዴራል ምስ ደገ ናይ ህወሓት አይኮነን።
ህወሓ ፓርቲ እዩ።
<<ተደልኻ ብኢድካ ተደሊኻ ብማንካ ኣይኮነን>>

Ответить
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU - 14.09.2024 10:31

ቤት ምኽሪ ዝሸሞ ፡ኣብ ዕልዋ መንግስቲ ቤት ምኽሪ ዝበሃል የለን ዕልዋ መንግስቲ ዝወልዶ ዲክታተርነት እዩ ዝኸውን ። ገይታቸው እቱ ሒዝዎ ዘሎ ዲክታተራዊን ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ኣይፈልጦን ።ጻድቃንውን ዲሞክራሲ ዝበሃል ኣይርዶኦን ምኽንያቱ ኸዓ ብጠበንጃ እዩ ናፍቱ ስልጣን ዝወጸ ። ክልቲኦም (negotiation) ዝበሃል ስለዘይፈልጡ ተኻቲዖም ተረቲዖም ከይብሉና ብዝብል ናይ ክትዕ ተራ ፍጻመ ፈሪሞም መጺኦም ። ህዝቢ ትግራይ ዝመረጾ ቤት ምኽሪ ኣፍሪሶም ሪፎርም ብዝብል ኣካይዳ ዕልዋ መንግስቲ ህዝቢ ክኣምኖም ፋሕጠርጠር ይብሉ ኣለዉ ። ህዝቢ ትግራይኮ ዝመረጾ ቤት ምኽሪ እምበር መንግስቲ የመረጸን ምኽንያቱውን መረጻ ትግራይ ፓርላማዊ ስለዝኾነ ። መድያታት እንትዛረቡዎ ኣይሰማዕኹን ። ህዝቢ ጽመረጾ ቤት ምኽሪ ካብቱ በዝሒ ድምጺ ዝረኸበ ውድብ መንግስቲ ክምስርት ሓላፍነት ይወሃቦ ።ሽዑ መንግስቲ ተሰሪቱ ይበሃል ።

Ответить