Комментарии:
Bini ዕድሚኡን ምትእምማን ነብሱን፡ቅልጣፌኡን፡ ዝገርምዩ። ዓይኒኣባዩ ይደፈን።
ኣዘራርብኡ ምልኪ ቋንቁኡ ዘገርምዩ። ረዚን
ወርቂ እዩ፡ ኣምላኽ ይባርኮ። ብጽቡቕ ክዛዘም
ጸሎትን ንሰማያዊ ኣቦና ነዕርግ። ❤🇪🇷❤🇪🇷
I am praude to be eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ቢኒ እንካዕ ሓጎሰና ዝብል መደብ ምቅራብኩም ጽቡቅካ እንተኾነ ዝደንጎኹም ኮይኑ ይስማዓኒ ። እዚኹሉ ታሪኻዊ ፍጻሜታት እንዳተኻየደ ሰሙን ሙሉእ ጠፊእኩም ብሰላም ዲኹም?
Ответитьንሱ ጥራይ ኣይኮነን ንሱ ዘንጸፎ ባይታኸ እታ ናብ ቱር ዲፍራንስ ተጸዊዓ ዘላ ፈደረሬሽ ቅድድ ብሽክለታ
ኤርትራኸ እቲ ኣብርክቶ ብቐሊሉ ዝግመት ኣይኮነን
Biniam Ghirmay ማለት። ጽንዓት፡ ሐቦ፡ መዓንጣ፡ ተጸዋርነት፡ ፈታዊ ሰብ አፍቃሪ። ንህዝብና ከአ ሐበን ፡ ደበስ፡ ክብሪ፡ ጅግና፡ ተቀላሳይ። ንህዝብና ልብናን ሕልናን ዝተንከፈና። ኤርትራዊ ከም በዓል ናጽነትና 1991 ዝነበረ ስምዒት ከም ትሐጎስና ሐበንና ዘርአየና። ❤🌺❤Biniam Ghirmay❤🎉❤ God sent angle.
ОтветитьHasawe flipping leba one nation
ОтветитьTefkum dhan dikum🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ОтветитьAbdu selam hawey tefikum
Ответитьኤሪ ድሮናዊ ድሓን ዲካ ጠፊእካ በዓልቲ ማርቴሎ ግዲ ኣርኪባትልካያ ንዓካ ከኣ😅😅 already we miss u❤🎉 I wish we'll hear soon
ОтветитьSubuk medebat thanks
ОтветитьGreat job Dani thank abdat 🙏
ОтветитьYewhana Yewhana Yewhana deki erey enkae hagosena temesgen Amlakey nezi zerakana amen amen amen
Ответитьዕዉት መንእሰይ ብናብራ ብሞይኡ በኩሉ ረቢ ዝሃቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ❤
Ответить❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Ответитьታሪኽ ይቕጽል ኢዩ ዘሎ
ሽውዓተ ግዜ ወዲቕካ ሸሞንተ ግዜ ክትስእ
ኣብራሃም ኣፈወርቒ
ተቓላሳይ ኢኻ ምስ በሎ
why not
መሊስሉ
ቫይታሚን ኤን
ቅያር መግቢ ጾምካ ምሕዳር
80 ዓመት ተመክሮ ኣብ ብሽክለታ
ልዕሊ 100ዓመት ናይ ቃልስን ዓወትን መንፈስ
ስለዚ እዚ ዓወት ቢንያም ክዉን ዝገበሮ ኤርትራዊ ዓወት ኢዩ !!!
ኣፍሪቃዊ ዓወት ኢዩ !!!
Where r Eri Dronawi and Matewos zelalem? Plz bring them back. Viva Bini!!!
Ответитьእቲ ቆልዓ ዘይኮነ እቶም ዘባል ኣተሓሳስባ ዘለዎም ስድራ ኢዮም ::::+++:::::::::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ОтветитьWhere r Eri dronawi & Matios, wedi shuk.... And all of u.... ደሃይ ኣይተጥፉፍኡ በጃኹም
Ответитьድሓን ዲኹም AAN ?
Ответитьኣነ ዘይርዳኒ ነዛ ኹልና ዝረኣንኣያ ዓወት ቢንያም ስለምንታይ ምትንታን ኣድላያ። ብጅኹም ሕጂ እንታይ ክንገብር ምባል ምሓሸ።
Ответитьእወወወወወወ ንንንንንየየየውውውው በላ EDF ኣርሓ እንዶ ኣለና 💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ОтветитьWelcome Back !🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ответить